https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/1856
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ወረዳ ኣሕፈሮም ኣብ 2009 በጀት ዓመት ናይ 1ይ ፍርቂ ዓመት ኣብ ዝተፋላለዩ ዓይነት ናይ ፅሕፈትን ፅሬትን መሳርሒ: ኤለክትሮኒክስን ኮምፒተርን ተዛመድቲን ናይ ቢሮ አቁሑትን ናይ ሞተር ሳይክልን ናይ ሰርቪስ መኪናን መለዋወጢ አቁሑት ዝተፋላለዩ ሕተመታት ዝተፈላለዩ ዓይነት ናይ ህንፃ መሳርሒ ናይ ስፖርት ዕጥቂን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእን ከሕትምን ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 12, 2008 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 25, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000
  • ቦታ:ኣሕፈሮም
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ነሓሰ 25, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ዝምልከተኩም ሕጋዉያን ነጋዶ ወይም ሰን ማሽንንክትወዳደሩ ወይም ንክትጫረቱ ይዕድም

በዚ መሰረት ብዘረፉ ናይ ዘመኑ ዘተሐደሰ ፈቃድ ዘለኩም

ቫት ዝተመዝገብኩምን እቶትኩም ናይ ወርሒ ሚያዝያ 2008 ዓም ዘፍለጥኩምን

ካብ ት/ፋይናንስን ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቐት ዘለኩምÂ

መለለይ ቁፅሪ ዝተመዝገበ/TIN ቁፅሪ ዘለኩም ንክትጫረቱ እንትንዕድም ንዝዉገድ ግና ማንም ገለሰብ ክጫረት ይክእል እዩ

ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ ንሕድሕዶም ብር 50 ብምክፋል ካብ ወረዳ ኣሕፈሮም ት/ፋይናንስን ከይዲ ስ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ርን ምዉሳድ ይካአል

ተጫረቲ ጨረታ ቅድሚ ምክፋቱ መኽበሪ ጨረታ ንመሩፅ /ቢድ ቦንድ/ ንሕድሕዶም 5000 ብጥረ ቅርሺ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ጨረታ ቅድሚ ምክፋቱ ከትሕዝ ዝክእል

ጨረታ መሸነፊ ምስተፈለጠ አብ ዉሽጢ ዝተዋሃቦ መዓልቲ ዉዕል ዝኣስርን ሕጋዉያን ነጋዶ ንክትጫረቱ ንዕድም

ናይ ጨረታ ሰነድ እዚ ምልክታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት 11/12/ 2008 ዓ/ም ጀሚርኩም Âኩሉ ግዜ አብ ስራሕ ሰዓት Â ካብ ወረዳ ኣሕፈሮም ት/ፋይናንስን ከይዲ ስ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ርን ምዉሳድ ይካአል

ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድኩም ብዝተዓሸገ ፖስታ ነዚ ተባሂሉ ናብ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንድቅ ክተእትዉ ትክእሉ

ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 25/12/2008 ዓ/ም ድቀትሪ 8:00

ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 25/9/2008 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ድቀትሪ ተጫረቲ ወይ ሕጋዉያን ወኪላቶም ወይ ይከፈተለይ ዝብል መማለከቻÂ ኣብ ዝተረከብሉ ወይ ብመምርሒ መሰረት ይክፈት

እዚ ዋጋ እዙይ ን 60ማዓልቲ ፀኒዑ ይፀንሕ

NB ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ወይ ብምሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::

ንተወሳኪ ሐበሬታ ስልኪ ቁፅሪ 0344490067 /0344490489 ሞባይል 0914763587 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል