https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/18551
ባዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መካይን መለዋወጥ ኣቁሒት ብፕሮፎርማ ክገዝእ ስለዝደለየ ብዝሓተትናዮ መሰረት ኣብ ታሕቲ ቀሪቡ ዘሎ ዋግኡ ብፕሮፎርማ ጠቒስኩም ክትወዳደሩ ንዕድም ።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 15, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 17, 2018 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ሕዳር 17, 2018 08:35 ደ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ቁፅሪ ፕሮፎርማ 08

ባዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መካይን መለዋወጥ ኣቁሒት ብፕሮፎርማ ክገዝእ ስለዝደለየ ብዝሓተትናዮ መሰረት ኣብ ታሕቲ ቀሪቡ ዘሎ ዋግኡ ብፕሮፎርማ ጠቒስኩም ክትወዳደሩ ንዕድም ።

1. ተወዳደርቲ ፕሮፎርማ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 15/03/2018 ክሳብ ዕለት 17/03/2018 ዓ/ም 8፡30 ድሕሪ ሰዓት ኣብ ዘሎ መዓልቲ መወዳደሪ ፕሮፎርማ ክተቕርቡ ንሕብር።

2. ተወዳደረቲ እቲ ዝሰዓርክምዎ ንብረት አብ ወሽጢ 5 መዓልቲ ኣታዊ ክትገብሩልናን እናገለፅና ኣብ

መኽዘንኩም ምሕላዉ ከተረጋግፁ ንሕብር።

3. እዚ ፕሮፈርማ እዙይ አብ መንጎ ሰዓራይ ትካልን ባዓል መዚ ልምዓት እቶት ከምሕጋዊ

ውዕሊ ኮይኑ የገልግል።

4. ተወዳደርቲ ናይ ንግዲ ፍቃድ ካብ 2018 ዓ/ም ጀሚሩ ዘሐደሰ፣ ቲን ሰርቲፊኬትን // መቅረባይን ሰርተፊኬት ፎቶ ኮፒ ክተቕርቡ ንሕብር ።

5. እዚ ፕሮፎርማ ብኸፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምዝራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡

ተ/ቁዝድለ ዓይነት ንብረት Materialዝርዝር መግለፂ Modelመዐቀኒበዝሒነፀላ ዋጋጠቅላላ ዋጋ
1ፓድ ኪት(ነዊሕ)04465-OK020ብሴቲ01
2ሹ ኪት04495- OK120ብሴቲ01
3ሊንክ ኣሰይ RH48820- OK030ብቁፅሪ01
4ሊንክ ኣሰይ ዘ48810 – OK010ብቁፅሪ01
5ክለች ዴስክ31250-ok250ብቁፅሪ01
6ሪሊዝ ቤሪንግ31230-71011ብቁፅሪ01
7ፎርክ31204-35070ብቁፅሪ01
8ክለች ከቨር31210-ok040ብቁፅሪ01
9ፓይፕ ኣሰይ አንጄክሽን23703-30050ብቁፅሪ01
10ድስክ ብሬክ ጆይት43512-ok060ብቁፅሪ02
11ፓይለቷ ቤሪንግ90363-12002ብቁፅሪ01
12ፕሮፕራል ሻፍት37140-ok030ብቁፅሪ01
13ኦይል ፊልተር90915-30002ቁፅሪ01
14ፊዩል ፍልተር23390-51070ቁፅሪ01

ኣድራሻና ዓዲ ሓቂ ናይ ማሕበር ጉዱኣት ኩናት ህንፃ 3ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 5 ጥቃ ደደቢት ስ.ቁ 0344401875