https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/18519
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓዲግራት ንናይ ኣብያተ ፅሕፈት ከተማ ዓዲግራት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑትን : ኤሌክትሮኒክስን ካብ መደበኛ በጀት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 10, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 24, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:መሳርሒ ኣቅሑትን 20000 ቅርሺ : ኤሌክትሮኒክስ 25000 ቅርሽ
  • ቦታ:ዓዲግራት
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:200
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ሕዳር 24, 2018 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

1ናይዚ ዘመን ግብሪ ዝከፈልኩምን በቲ ዘፈር ዝተሐደሰ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ቅዳሕ ምስ ዋንኡ ክተቅርቡ እትክሉ

2 ናይ ነጋዳይ መለለይ ቁፅሪ ከፋላይት ግብሪ ማለት እዉን ቲን ናምበር ዘለዎም : ናይዚ ዘበን ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይነት ወረቀት ምስክር ቅዳሕ ምስ ዋንኡ ክተቅርቡ እትክሉ

3 ተወሳኪ እስት ታክስ ዝተመዝገብኩምሉ መረዳእታ እዋናዊ ሒሳብ ዘፍለጥቅምሉ መረዳእታ ምስ ቅዳሕ ምስ ዋንኡ ክተቅርቡ እትክሉ

4 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ እዚ ምልክታ ከብ ዝተጋወሐሉ ጀሚርኩም ክሳብ 23/3/2018 ዓም ሰዓት 11:30 ድሕሪ ቀትሪ ዘይመለስ 200 ቅርሺ እናከፈልኩም ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይንስን ከተማ ዓዲግራት ምዉሳድ ትክእሉ

5 ተጫረቲ ጨረታ ቅድም ምክፋቱ መከበሪ መሳርሒ ኣቅሑትን 20000 ቅርሺ : ኤሌክትሮኒክስ 25000 ቅርሽ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኢ ወይድማ ብጥረ ገንዘብ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ክተትሕዙ እትክእሉ

6 ሳንዱቅ ጨረታ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓዲግራት ዝርከብ ኮይኑ እዚ ምልክታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ንተጫረቲ ክፍቲ ይከዉን

7 ሳንዱቅ ጨረታ 24/3/2018 ዓም ዓም ልክዕ ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓዲግራት ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

8 እቲ ዝምላእ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ክህልዎ ኣይግባእን ስርዝ ድልዝ እንተሃልዎ ግና ፊርማ ባዕል ዋና ክዓርፎ ይግባእ

9 ቫት ተመዝገብቲ እተመልእዎ ዋጋ ተወሳኪ እሴት ታክስ ማለት እዉን ቫት ዝሐወሰ ክከወን ይግባእ

10 ኣብቲ ዝተመለአ ዋጋ ብዛዕባ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዘይተገለፀ እንተኮይኑ እቲ ዝተመለአ ዋጋ ምስ ቫት ከም ዝተመልአ ይሕሰብ

11 ኣብ ሕድሕድ ገፅ እቲ ሰነድ ማሕተምን ፊርማን ናይቲ ትካል ክግበረሉ ይግባእ

12 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ መስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914123546 / 0941336816