https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/18512
ትካልና ቢኤምኣር ሪል እስቴት ሓ/ዝተወ/ው/ማሕበር ግራናይት ብጨረታ ክሸይጥ ስለ ዝደለየ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 9, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ሕዳር 13, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:100000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም ሕዳር 13, 2018 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ን2ይ ግዜ ዝወፀ ጨረታ ምልክታ

ትካልና ቢኤምኣር ሪል እስቴት ሓ/ዝተወ/ው/ማሕበር ግራናይት ብጨረታ ክሸይጥ ስለ ዝደለየ ክትዕድጉ ትደልዩ እዚ ምልክታ ካብ 08/03/2018 ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 13/03/2018 ዓ.ም ቅድሚ ሰዓት 4፡00 ትወዳደርሉ ፕሮፎርማ ክተቕርቡ እንዳገለፅና ተጫረቲ ክተማልእዎ ዝግበአኩም ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ምዃኑ ንሕብር።

ተ.ቁዝርዝርመለክዕመጠንዋጋጠቅላላ ዋጋ
1ቁርፅራፅ ቴንዲኖ ካብ ባዓል 8 ክሳብ ባዓል 24ኪሱ10,000
2ቁርፅራፅ ቴንዲኖ ባዓስ16 ካብ 3ሜ ንሳዕሲኪሱ1000

1. ጨረታ መክበሪ ሲፒኦ/100,000/በሽም ቢኤምሽር ስቴት ከቅርብ ሰስዎ።

2. አብቲ ጨረታ ሰነድ ስርዝ ድልዝ እንተሃልይዎ እቲ ተወዳዳሪ ካብ ጨረታ ወፃኢ ይከውን።

3. ዘእተውዎ ዋጋ ቅድሚ ቫት ወይ ድሕሪ ቫት ምካኑ ብገስፂ ክቅመጥ እስዎ።

4. ናይ ጨረታ ሰነድ ብኦርጅናልን ኮፕን ኮይኑ ነንበይኑ ተዓሽጉ ክቀርብ አስዎ።

5. ሰዓራይ ብናይ ባዕሉ ወፃኢ አብ ውሽጢ 05 መዓልቲ ንብረቱ ከስዕል አስዎ።

መተሓሳሰቢ ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክሩስ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሱ ዝተሓስወ እዩ።

ከባቢ ዋና ጨንፈር ንግዲ ባንኪ ኢትዮጽያ ፊት ንፊት ዝርከብ ህንፃ ኤክስፖ ቁ1 6ይ ደብሪ