https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/18507
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ማእከል ኣድያቦ ብናይ ኣብያተ ፅሕፈት ወረዳ ማእከል ኣድያቦ መደበኛ በጀት ዝክፈል ንዝተፈላለዩ ግልጋሎታት ዝዉዕሉ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ: ኮምፒተርን ናይ ኮምፒተር ኣክሰሰሪን : ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት : ቀወምቲ ናይ ቢሮ መሳርሒን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 9, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 22, 2018 04:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:ናይ ፅሕፈት መሳርሒ 15000: ኮምፒተርን ናይ ኮምፒተር ኣክሰሰሪን ኣቀሑትን 25000 ቅርሺ : ናይ ቢሮን ገዛን ኣቅሑት 15000 ቅርሺ
  • ቦታ:ወረዳ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:200
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ሕዳር 22, 2018 05:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ገዛ ፈርኒቸር/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

1 ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ተዛመድትን : ኮምፒተርን ናይ ኮምፒተር ኣክሰሰሪን ኣቅሑትን :ናይ ቢሮ ገዛን መሳርሒን ኣቅሑት በቢዘፈሩ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም መረዳእታ እተቅርቡን

2 ናይ 2017 ዓም ዝተሐደሰ ነግዲ ፍቃድ ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይነት ሰርተፊኬት ቅዳሕ ከቅርብ ዝክእል

3 መፍለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ ዘለኩም ቅዳሕ ከቅርብ ዝክእል

4 ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮንኩም ቅዳሕ መረዳእታ ክተቅርቡ እትክእሉ

5 ናይ ወርሒ መስከረም 2018 ዓም ሒሳብ ዘፍለጥክምሉ መረዳእታ ክተቅርቡ እትክእሉ

6 ዝርዝር ሰነድ ጨረታ ዝሐዘ ካብ 5/3/2018 ዓም ክስብ 19/3/2018 ዓም ሰዓት 11:30 ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ ሰዓት ካብ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳር ፋይናንስን ማእከል ኣድያቦ ከተማ ዓዲሃገራይ ብኣካል እናቀረብኩም ዘይምለስ 200 እናከፈልኩም ሰነድ ጨረታ ክትወስዱ ትክእሉ

7 ናይ ጨረታ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ካብ ዝተከፈተሉ ዕለት ጀሚሩ ን40 መዓልቲታት ይከዉን

8 ተጫረቲ ዋጋ ተመልእዎ ናይ ሐደ ዋጋን ጠቅላላ ዋጋን አፋላይ ክህልዉ የብልን አፈላላይ እንተሃሊዎ ናይ ሐደ ዋጋ ጥራሕ ተቀባልነት ይህልዎ

9 ተጫረቲ ዋጋ እንትመልኡ ስርዝ ድልዝ ወይ ድም ድመሳስ ክህልዉ የብሉን ስርዝ ድልዝ ወይ ድምሳስ እንተጋጥም ፓራፍ ክግበረሉ አለዎ ንምዉሳን አፀጋሚ ዝኮነ ስርዝ ድልዝ እንተጋጥም እቲ ጨረታ ካብ ዉድድር ወፃኢ ይግበር

10 ተጫረቲ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ብሽም ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ማእከል ኣድያቦ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ወይድማ ጥር ገንዘብ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ 15000: ኮምፒተርን ናይ ኮምፒተር ኣክሰሰሪን ኣቀሑትን 25000 ቅርሺ : ናይ ቢሮን ገዛን ኣቅሑት 15000 ቅርሺ ከትሕዝ ዝክእል

11 ተጫረቲ ዋናን ቅዳሕን ተባሂሉ ኣብ ክልተ ፖስታ ነንበዓሉ ተዓሺጉ ኣብ ዝባኑ ድማ ምልክት ብምግባር ከቅርብ ዝክእል

12 እቲ ጨረታ 22/3/2018 ዓም ሰዓት 4:30 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 5:00 ቀትሪ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክብሉ ይክፈት ተወዳደርቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ብዘይ ምርካብም አብ ጨረታ ሳነድቅ ዝአተወ ጨረታ ንምክፋት ኣይክልክልን

13 ዝሰዓረ ተጫረቲ ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት መፅዓንን መራገፍን ወፃኢ ነቲ ዘሸነፎ ንብረት ናብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ማእከል ኣድያቦ ከተማ ዓዲሃገራይ ከቅርብ ዝክእል

14 ሰዓራይ መቅረባይ ዝፍለዩሉ ብዝወፀ ድሌት መግለፂ ዝርዝርን ሕጋዊ ሰነዳትን መሰረት ኮይኑ ዝተሐተ ዋጋ ዘቅረብ ተወዳዳራይ ሰዓራይ ይከዉን

15 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0943664222 / 0946733458 / 0982802270