https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/18506
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ሸራሮ ካብ መንግስታዊ በጀት ንኣብያት ፅሕፈት ከተማና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ :ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኮምፒተር : ናይ ኮምፒተር ኣክሰሰሪ ኣቀሑት: ናይ ፅሬት ኣቅሑትን : ስፔር ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 9, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 22, 2018 02:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:ንኣቅሑት ፅሕፈት 5000 ቅርሺ : ንናይ ኤሌክትሮኒክስን ስፔርን 20000 ቅርሺ : ናይ ፅሬት ኣቅሑት 5000 ቅርሺ
  • ቦታ:ሽራሮ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:300
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ሕዳር 22, 2018 02:35 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

1 በቲ እተወዳደሩ ዘፈር ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም

2 ናይ 2017 ን 2018 ዓም ንግዲ ፈቃድ ዝሐደስኩም

3 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ ማለት እዉን ቲን ናምበር ቅዳሕ መረዳእታ እተቅርቡ

4 በቲ ዘፈር ናይ 2018 ዓም ዝተሐደሰ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ቅዳሕን መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

5 በቲ ዘፈር ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገብኩምን ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገብክምሉ ቅዳሕ መረዳእታ እተቅርቡ

6 ከምእዉን ናይ ወርሒ መስከረም 2018 ዓም ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝከፈልክምሉን ሒሳብ ዘወራረድክምሉን መረዳእታ እተቅርቡ ዋናን ቅዳሕን መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

7 ተጫረቲ ዋጋ እንትመልኡ ናይ ጠቅላላ ዋጋን ናይ ሐደ ዋጋን አፈላላይ ክህልዉ የብሉን አፈላላይ እንትህሉ ናይ ሐደ ዋጋ ጥራሕ ተቀባልነት ይህልዎ

8 ናይ ጨረታ መክበሪ ንኣቅሑት ፅሕፈት 5000 ቅርሺ : ንናይ ኤሌክትሮኒክስን ስፔርን 20000 ቅርሺ : ናይ ፅሬት ኣቅሑት 5000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ከትሕዝ ዝክእል

9 ዝሰዓረ ተጫራቲ ንዘሸነፎ ንብረት ብናይ ባዕሉ ናይ ትራንስፖርት ወፃኢ ናብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ሸራሮ አታዊ ዝገብር

10 ተጫራታይ ኣሸኒፍካ ተባሂሉ ፋይናንሻል ዉፅኢት ብስረዑ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት ድሕሪ ሰለሰተ ተከታታሊ ናይ ስራሕ መዓልቲታት ናየ ቅሬታ ግዜ ኣብ ዉሽጢ ሰለሰተ ተከታተልቲ መዓልቲ ናይ ስራሕ መዓልቲ ዉዕሊ ክእስር ዝክእልን ካብ ጠቅላላ ዘሸነፎ 10 ሚእታዊ መከበሪ ዉዕሊ ዘትሕዝን ኣብ ዉሽጢ 15 መዓልቲ ዘሸነፎ ንብረት ኣታ ዝገበርን ይከዉን ኣድላይ እንተኮይኑ ካብ ዝሸነፎ ንብረት 20 ሚእታዊ ናይ ምዉሳክ ወይ ምቅናስ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

11 ሰነድ ጨረታ ካብ ዕለት 8/3/2018 ዓም ክሳብ 22/3/2018 ዓም ጨረታ 300 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ሸራሮ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ክወስድ ዝክእል

12 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914776389 / 0912995394