https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/18492
ቢሮ ኢኖቬሽን ሳይንስን ቴክኖሎጅን ክልል ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ፓርት ስለዝደለየ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 8, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 11, 2018 11:25 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሕዳር 12, 2018 03:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ምልክታ ፕሮፎርማ

ቢሮ ኢኖቬሽን ሳይንስን ቴክኖሎጅን ክልል ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ፓርት ስለዝደለየ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ ስለዚ ሕጋዊ ነጋዶ ዝኾንኩም ካብዚ ንታሕቲ ብዘሎ መመዘኒ መሰረት ትወዳደሩ እትኽእሉ ምዃንኩም ንሕብር ::


ተቁዝርዝር ግልጋሎትSpecificationመዓቀኒበዝሒነ ዋጋጠ/ዋጋመብርሂ
1ቅድሚት ሾክ ኣብዘርበር የማን48510-52C30ብቑፅሪ01
2ቅድሚት ሾክ ኣብዘርበር ፀጋም48520-52140ብቑፅሪ01
3ፓድ ኪት04465-52260ሴት01
4ሹ ኪት04495-52100ሴት01
5መሪ ሃውሲንግ45510-52140ብቑፅሪ01
6ዲስኮ ፍራስዮን31250-12396ብቑፅሪ01
7ፕሉቶ31210-12282ብቑፅሪ01
8ሪሊዝ ቤሪንግ31230-12181ብቑዕሪ01
9ኦይል ፊልተር90915-10003ብቑፅሪ01
10ሆልደር ብራሾ28140-70020ሴት02

መተሓሳሰቢ

➢ ናይቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም

➢ በቲ ሓዱሽ መቕረባይነት ከቕርብ ዝክእል

➢ ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፎቶ ኮፒ ገይሩ ዘቅርብ

➢ ኣብ ፋ/ኢ/ልምዓትን ናይ ግልጋሎት ወሃባይነት ዝተመዝገበሉ TN ፎቶ ኮፒ ከትሕዝ ዝኽእል

➢ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 09/3/2018- 11/3/2018 / ዓ/ም ክሳብ ሰዓት 11፡25ድ/ቀትሪ ክተቕርቡ ትዝእሉ፡፡

➢ ሰዓራይ ዝኾነ መቅረባይ ሰዓራይነቱ ምስፈለጠ ኣብ ውሽጢ 3' መዓልቲ ከረክብ ዝኽእል

➢ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስቑ 0344 404161 ምድዋል ይከኣል ፡፡

➢ እዚ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኾይኑ የገልግል