https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/18478
ቢሮ ፋይናንስ ምትሕብባር ሃፍትን ናይ ቢሮና ኣይስቲ ግልጋሎት ትህብ ሞተር ሳይክል ካብ መደበኛ በጀት ኣቑሑት ብፕሮፈርማ ኣዋዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 5, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 8, 2018 10:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሕዳር 9, 2018 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል/

ዕለት 05/03/2018 ዓ ም

ቑፅሪ ት/ፋ/ 10 /ፕ-ጨ/01

ምልክታ ዋጋ መቅረቢ ፕሮፎርማ ቑፅሪ 06/2018 ዓ/ም

ቢሮ ፋይናንስ ምትሕብባር ሃፍትን ናይ ቢሮና ኣይስቲ ግልጋሎት ትህብ ሞተር ሳይክል ካብ መደበኛ በጀት ኣቑሑት ብፕሮፈርማ ኣዋዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። በዚ መሰረት እዞም ዝስዕቡ ረቋሒታት እተማልኡ ነጋዶ ክትሳተፉፋ ትኽእሉ/ላ፡፡

መምርሒ ተወዳደርቲ ተጫረቲ/

1. ናይ ዘመኑ 2017/18 ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም፡፡

2. ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ በቲ ዘርፍ ዘለዎ፣

3. ናይ ግብሪ ክፈላይ ቁፅሪTIN ዘለኩም፡፡

4. ናይ 2017/18 ዝተሓደሰ መቕረባይነት ምስክር ወረቐት ዝተሓደሰ ዘለዎ፣

5. 3% withholding tax ክኸፍል ዝኽእል።

6. ሰዓራይ ምስ ተፈለጠ ኣብ ውሽጢ 5' ናይ ስራሕ መዓልቲ እቲ ዝድለ ናይ መኪና ጎማ ኣቑሑት ክተቅርቡ ትኽእሉ ነጋዶ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድኹም፣ ናይ ግብሪ ከፋላይነት ቁፅሪ /TIN መለለይ ቁፅር ኹምን ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐትኩምን ኮፒ ምስ መወዳደሪ ዶክመንትኹምን ብምትሕሓዝ ክትወዳደሩ ትኽእሉ ምኳንኩም እናገለፅና መወዳደሪኹም ሽም፣ ኣድራሻን ናይ ትካልኹም ማህተምን ብምግባር ብሽምዒ ብዝተዓሸገ ፖስታ ካብ ዕለት 05/03/2018 ዓ/ም ክሳብ 08/03/2018 ዓ/ም ሰዓት 10፡00 ክተቕርቡ ክትወዳደሩ ትኽእሉ።

7. እቲ ፕሮፈርማ ዕለት 09/03/2018 ዓ/ም ሰዓት 03፡30 ኣብ ቢሮ ፋይናንስን ምትሕብባር ሃፍትን ንቢሮ ቑፅሪ 2-19 ይክፈት"

8. ሳዓርቲ እተቅርብዎ ናይ መኪና ጎማ ኣቑሑት ቅቡልዝግበር ብናይ ቢሮና ኤንስፔክተር ተሽከርከርቲ ብዘተጠየቀ ሰፐስፊኬሽን ምካኑ ምስ ተረጋገፀ ኣታዊ ይከውን።

9. ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ጨረታ ፕሮፈርማ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡

10. ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ እዋን እቲ ጨረታ ፕሮፎርማ ተራእዩ ሰዓራይ ካብ ዝተፈለጠሉ መዓልቲ ጀሚሩ ክሳብ 07 ናይ ስራሕ መዓልቲ ይኸዉን።

11. ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0914775963 ደዊልኩም ምሕታት ይኽእሉ።

ሞተር ሳይክል Yamaha

ተ.ቁዝድለ ዓይነት ንብረት Materialመፍለይ ቁፅሪመዐቀኒበዝሒነፀላ ዋጋመብርሂ
ብርሳ
1ናይ ሞተር ሳይክል ጎማ ቅድሚትኦርጂናል 1ይ ደረጃብቁፅሪ01
2ናይ ሞተር ሳይክል ጎማ ድሕሪትኦርጂናል 1ይ ደረጃብቁፅሪ01
3ካምቻኦርጂናል 1ይ ደረጃብቁፅሪ01
4መጋዝ ቅድሚትኦርጂናል 1ይ ደረጃብቁፅሪ01
5ናይ ፍረስዮን ከፈኖኦርጂናል 1ይ ደረጃብቁፅሪ01
6ናይ ፍላጥ ካፈኖኦርጂናል 1ይ ደረጃብቁፅሪ01