https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/18472
ቤት ፅሕፈት ቀረብ መስተ ማይ ከተማ ሓዉዜን ኣብ ዘለዉ ዘገልገሉ ጀኔሪተራት ብጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 5, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 22, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:--
  • ቦታ:ሓዉዜን
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:300
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ሕዳር 22, 2018 08:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

1 ዝኮነ ይኩን ሰብ ዘይምለስ ብር 300 እንዳከፈለ እዚ ምልክታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 22/3/2018 ዓም ካብ ቤት ፅሕፈት ማይ ግልጋሎት ከተማ ሓዉዜን ሰነድ ጨረታ ኣብ ሰዓት ስራሕ ምዉሳድ ይክኣል

2 እቲ ጨረታ 22/3/2018 ዓም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 8:00 ይክፈት

3 ዝርዝር ናይ ጨረታ መምርሒ ምስ ሰነድ ጨረታ ዝሽየጥ ምካኑ እንዳሐበርና

ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ሙሉእ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስረዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0910482064 / 0948519547