https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/1846
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሳዕሲዕ ፃዕዳ እምባ ናይ መኪና ጋራጅ :ናይ ሃንድ ዳጉዌል ሩፍ ካችመንት ስራሐቲ: ናይ ኮምፒተርን ተዛመድቲ አቁሑትን ፅጋና በዓል ሞያ: ናይ ሞተር ሳይክል ፅጋና በዓል ሞያ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ግዝኢት ክፍፅም ይደሊ:
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ነሓሰ 10, 2008 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 25, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:ሳዕሲዕ ፃዕዳ እምባ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ነሓሰ 25, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን/ ስራሕቲ ማይ/ ፅገና ሞተርሳይክል/

ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባእም ረቆሓታት

  1. ናይ ዝወዳደረሉ ንግዲ ዘርፊ 2008 ዓ/ም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድን ምቅረባይነትን መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ አተሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል::
  2. አብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝጋቢ ዝኮነን ናይ ወርሒ ሰነ 2008 ዓ/ምዲክለር ዝገብርሉ መረዳእታ አተሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል::
  3. ናይ መኪና ጋራጅ 4ተን ልዕሊኡን ናይ ሃንድ ዳጉዌል ሩፍ ካችመንት ብናይ ማይ ካዕቲ ስራሐቲ ደረጃ 8ተን ልዕሊኡን ዘለዎን መረዳእታ አተሓሒዙ ከቅርብ ዝክእልን
  4. ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ ብር 50 እናከፈልኩም ካብ 10/ 12/ 2008 ዓ/ም እስካብ ዕለት 25/12/ 2008 ዓ/ም ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሳ/ፃ እምባ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋን ፋይናንስን ምምርን ንብረት ምውሳድ ዝክእል
  5. መክበሪ ጨረታ ንናይ መኪና ጋራጅ 5000 ቅርሺ ንናይ ሃንድ ዳጉዌል ሩፍ ካችመንት ስራሐቲ 7000 ቅርሺ ንናየ ኮምፒተርን ተዛመድቲ ፅገና በዓል ሞያ 3000 ቅርሺናይ ሞተር ሳይክል ፀጋና በዓል ሞያ 3000 ቅርሺ ብሲፒኦ ወይ ብጥረ ገንዝብ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዝ ዝክእል
  6. Âእቲ ጨረታ 25/12/ 2008 ዓ/ም ሰዓት 5:00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 5:30 ቅድሚ ቀትሪ አብ ከተማ ፍረወይኒ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሳ/ፃ እምባ ይክፈት Â
  7. ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ ኣማራፂ እንተረኪቡ እዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይÂ ምስራዝ መሰል አለዎ

ንትወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344470556 /0344470506 ደዊልካ ምሕታት ይካአል: