https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/18455
ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ፎቶ ኮፒ/Photo Copy/ ንፕሪንተርን ግልጋሎት ፅገና ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ንሓደ ዓመት ውዕሊ ኣሲሩ ከዕግን ይደሊ::
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 3, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ሕዳር 6, 2018 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:10000
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሕዳር 9, 2018 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን/

ናይ ጨረታ ምልኽታ /ፕሮፎርማ/

ወርሒ ሕዳር 2018 ዓ/ም

ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ፎቶ ኮፒ/Photo Copy/ ንፕሪንተርን ግልጋሎት ፅገና ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ንሓደ ዓመት ውዕሊ ኣሲሩ ከዕግን ይደሊ::

1. ናይ 2018 ዓ/ም ንግዲ ፍቓድ ዘሓደስኩም፣

2. ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቑፅሪ ቲን-ናምቨር ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል ይዕድም፣


ተቓዝርዝር ዓይነት ንብረት / ግልጋሎት/ዝርዝር መግለፂመለከዔበዝሒናይ ሓደ ኢድ ዋጋ
ብርሳ
1ፎቶ ኮፒ ፅገና ግልጋሎት➢ Canon Image Runner-6575 /heavy duty/፤Pcs01
2ፎቶ ኮፒ ፅገና ግልጋሎት ፤➢ HYocera/Ecosys/ F5-6525FP ፤Pcs01
3ፎቶ ኮፒ ፅገና ግልጋሎት➢ Canon |R-2016፤2020 2420Pcs01
4ፎቶ ኮፒ ፅገና ግልጋሎት➢ Canon Image Runner-22021Pcs01
5ፎቶ ኮፒ ፅገና ግልጋሎት➢ Sharp-MX-M564/464/፤Pcs01
6ፕሪንተር ፅገና ግልጋሎት➢ HP-Laser Jet/2055d/፤Pcs01
7ፕሪንተር ፅገና ግልጋሎት➢ HP -4003dn/Pro-M402dn/ ፤Pcs01

➢ መብርሂ ቢሮና ዘዳለዎ ሰነድ ፕሮፎርማ ስፔስፊኬሽን ወፃኢ ዝመልዓ መቕረባይ ካብ ውድደር ወፃኢ ዝከውን ምኳኑ ነፍልጥ ። ስልኪ ቁፅሪ ኣብቲ ዝተኣሸገ ፖስታ ክፀሓፍ ኣለዎ ::

✓ ሰዓራይ ዝከውን ትካል ብድምር ብዝተቐመጠ ጠቕላላ ናይ ኢድ ዋጋ እዩ ።

➢ እንክተሎም መምርሒ:-

3. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 04/03/ 2018 ዓ/ም - ዕለት 06/03/2018 ዓ/ም ሰዓት ዝፀንሕ ኾይኑ ዕለት 09/03/ 2018 ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ይኸፈት::

4. ዶኸሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ከይዲ ዕደጋ ቢሮ ቁፅሪ ስቶር-ቢ// እንዳመፃኩም ምሃብ ትኽእሉ::

5. ሰዓራይ ትካል ውዕሊ መኽበሪ /CP.0 ብር 10,000.00 /ኣሰርተ ሽሕ ብር / ከትሕዝ ኣለዎ።

6. ዘሸነፈ ተወዳዳራይ ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 3' ማዓልቲ ውዕሊ ክኣስር ኣለዎ::

7. ናይ ፕሮፎርማ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዘ 7ተ ማዓልቲ እዩ፡፡ 8 ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቕርቡ ኣለዎ::

9. እዚ ናይ ፕሮፎርማ ጨረታ ምልኸታ ከም ዉዕሊ የገልግል::