https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/18446
ኣብ ቤት ትምህርቲ ለምለም ዳዕሮ ንቤት ትምህርቲ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ኤልክተሮንስን ንፅሕፈት መሳርሕን ዝውዕል ብፕሮፈርማኣወዳዲርና ዕድጊት ስለንደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 3, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 5, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሕዳር 5, 2018 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቁፂሪ ለዳ1/3900/35

ዕለት 3/3/2018

ምልክታ ፕሮፎርማ

ኣብ ቤት ትምህርቲ ለምለም ዳዕሮ ንቤት ትምህርቲ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ኤልክተሮንስን ንፅሕፈት መሳርሕን ዝውዕል ብፕሮፈርማኣወዳዲርና ዕድጊት ስለንደሊ ስለዚ ኣብዙ ፕሮፎርማ ክትወዳደሩ እትደልዩ በዙይ ዘርፊ ናይ መቅረባይነት ዝተመዝገብኩምተወዳደርቲነታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቃሒታት ብምምላአ ንክትወዳደሩንዕድም÷

ዝርዝር ተደላይ ረቃሒታት

1= ዝተሓደሰ ንግዲ ስራሕ ፍቃድ ዝተሓደሰ መቅረባይነት ቲን ቁፅሪ ከምኡ ውን ዳማ ናይ ቫት ምዝገባ ሰርተኪፈተ ክተሓሓዙ እትክእሉ

2= ፕሮፎርማ ካብ 3/3/2018-5/3/2018 ሰዓት 4፤00 ዝፀንሕ ኮይኑ ዕለት 5/3/2018 ሰዓት 4፤00 ይዕሸግ ሰዓት 4፤30ይክፈት

3= ተወዳዳሪ ኣብ ዘቅርቦ ሰነድ ጨረታ ናይ ተወዳዳራይ ስም ፌርማ ማህተም ኣድራሻኦም ብምዕራፍ ዝተዓሸገ ፖስታ ክቅርቡ ኣለዎም

4= ሰዓራይ ትካል ኣሸናፊ ኮይኒ ካብ ዝተገለፀሉ ጀሚሩ ኣብውሽጢ 03 መዓልቲ ናብቤት ትምህርቲ ለምለምዳዕሮ ሙልእ 1ይ ብርኪ ንብረት ክፍሊ ኣታዊ ክገብር ኣለዎ

5= ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ እዋን እዙ ፕረፎርማ ምስተከፈተ ን7ተከታታሊ መዓልቲ ዝፀንሕይውን

6= እዙ ሰነድ ፕሮፈርማ ከም ውዕል ከይኒ የገልግል

7= ተወዳደርቲ ዝበለፀ ሓቤሬታ ንምርካብ ኣብስራሕ ሰዓት ናብ ቤት ትምህርቲ ለምለምዳዕሮ ብኣካል ብምምፃዕ ምሕታት ይከኣል

8= እቲ ፕሮፎርማ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ዋጋ ብፖስታ ዝተዓሸገ ናይ ትካል ኩም ማህተም ዝዓሮፎ ክኮውን ኣለዎ

9= ቤት ትምህርቲ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብጨረታ ኣይግደድን

10= ናይ መከበሪ ሲፒ ኦ ኤሌክትሮኒክ ብር 10000ዓሰርተ ሽሕ ንኤለክትሪኒስ ንፅሕፈት መሳርሒኣይግደድን

11= ሜላ ዕድግትና ኣብ ሕድሕድ ኣይተም ዝተሓተ ዋጋዝመልአ ኣሸናፊ ይኮውን

ሪጋዝርዝር ዓይነት ንብረትዝርዝር መግለፂመለኪዒበዝሒናይ ሓደ ዋጋመብርሂ
1ደስታ ወለቀትLaolaብደስጣ12
2ማርከር ኣርት ላይን ንእሽተይብፓኬት10
3ማርከር ኣርት ላይንዓብይብፓኬት10
4ቻርት ልሙዕ ወረቀትብቁፅሪ50
5ፒርንተርHPlaser jet 400m401pc/6ብቁፅሪ1
6ላፕቶፕኮር ዓይ7 Hp 1 ቴራ ዝሓዘብቁፅሪ1
7ቢሮ ሰመያዊLincoffixብፓኬት10
8ቢሮ ቀይሕLincoffixብፓኬት5
9እስኬር ደብተርራዲካልብደርዘን4
10በዓል መስመር ደብተርራዲካልብደርዘን12
11ካልኩሊተርCasio Dj120tብቁፅሪ3
12እስቲፕለርዓብይብቁፅሪ2
13እስቲፕለርንእሹተይብቁፅሪ3
14ናይ ሒሳብ ኣጀንዳማህከላይብቁፅሪ3
15ክላሰር250ግራም ረጊድብቁፅሪ100
16እስቴፕልስ መርፍእናይ ዓብይብፓኬት20
17እስቴፕልስ መርፍእናይ ንእሽተይብፓኬት20
18መስመርያ በዓል 50ዓብይብቁፅሪ10
19መስመርያ በዓል 30ንእሹተይብቁፂሪ30
20ኡሁEl pegamentብፓኬት40

ስልኪ ቁፅሪ 0904881454

ጥቃ ናይ መናሃርያ ነባር

ብሚላኖ ሆቴል ኣቲካ