https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/18445
ቤት መዘጋጃ ከተማ መቐለ ን 2018 ዓም ንከይዲ ስራሕ መሰረት ልምዓት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሎደር ጎማ ንቤት መዘጋጀ ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ንእሽተይ መኪና ጎማ ከምእዉን ንቤት ፅሕፈት መንገዲ ትራንስፖርትን ከተማ መቐለ ከተማ ኣዉቶብስ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ጎማ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 3, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 16, 2018 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:20000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:500
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሕዳር 16, 2018 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

1 ናይ ዘመኑ 2017ን 2018 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን ናምበር መቅረባይነት ሰርተፊኬት ናይ ቫት ሰርተፊኬት ናይ ወርሒ መሰከረም 2018 ዓም ወርሓዊ ቫት ሪፖርት ከቅርብ ዝክእል

2 በዚ መሰረተዝተዳለወ መዓቀኒ ካብ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ካብ ዕለት 1/3/2018 ዓም ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 500 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ትክእሉ

3 ናይ ጨረታ መከበሪ ናይ መኪና ጎማ 20000 ቅርሺ ብስፒኦ ብጥር ገንዘብ ኣብ ኩነታት ዘይተመሰረተ ቼክ ናይ ባንኪ ዉሕስና ከትሕዝ ዝክእል

4 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 16/3/2018 ዓም ሰዓት 3:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት 16/3/2018 ዓም ሰዓት 3:30 ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክበሉ ይክፈት እንተዘይተረኪቦም እዉን ንምክፋት ዝክልእክል ኣይኮነን

5 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ብክልተ ፖስታ ሐደ ኦርጅናልን ሐደ ኮፒን ብዝተዓሸገ ፖስታ ከቅርብ ዝክእል

6 ተወዳደሪኦም ዝሰዓረዎ ንብረት ኦርጅናል ጥራሕ ከቅርብ ዝክእል

7 ሰነድ ማለት እዉን ንግዲ ፍቃድ ቲን ናምበር መቅረባይነት ሰርተፊኬት ናይ ቫት ሰርተፊኬት ናይ ወርሒ መሰከረም 2018 ዓም ወርሓዊ ቫት ሪፖርት ኣብ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ምስደኩመንቱ ዘየቅረበ ተወዳዳራይ ካብ ጨረታ ወፃኢ ይከዉን

8 ሰዓራይ ዝኮነ ትካል ብናይ ባዕሉ ትራንሰፖርት ናብ ቤት ፅሕፈት ንብረት ክፍሊ ከረክብ ዝከእል

9 ናይ ጨረታ መዕፀዉን መክፈትን ባዕል እንተዉዒሉ ኣብ ዝቅፅል ናይ ስራሕ መዓልቲ ብተመሳሳሊ ሰዓት ዝክፈት ይከዉን

10 ቤት ዕዩና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ሙሉእ ብሙሉእ ወይ ብክፈል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914414232 0914747482