https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/18425
ንወረዳ ሓውዜን ቤት ፍርዲ ን2018 ዓ/ም በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝውዕል ዝተፈላለዩ መሳርሒ ናይ ኤሌክትሮኒክ ፤ ፈርኒቸር ፤ፅርየት መሳርሒ ፤ ሕትመት መሳርሒ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 2, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 22, 2018 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:ብበ ሎቱ ይፈላለ እዩ
  • ቦታ:ሓዉዜን
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:200
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሕዳር 23, 2018 03:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ቁፅሪ ፍስ/76/208

ዕለት 02/03/2018 ዓ/ም

ምልክታ ግልፂ ጨረታ

ንወረዳ ሓውዜን ቤት ፍርዲ ን2018 ዓ/ም በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝውዕል ዝተፈላለዩ መሳርሒ ናይ ኤሌክትሮኒክ ፤ ፈርኒቸር ፤ፅርየት መሳርሒ ፤ ሕትመት መሳርሒ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ስለዚ አብ እዘይ ክትወዳደሩ እትደልዩ ሕጋውያን ዝኮንኩም ነጋዶ ክተማልኡዎ ዝግበኦኩም።

1. በቲ ዝዋዳደርሉ ዘርፊ ሕጋዊ ዝተሓደሰ ናይ 2017/18 ዓ/ም ንግዲ ፈቃድ ዘለዎ

2. ቲን ተመዝጋቢ /ቲን ናምበር/ ከቅርብ ዝክእል ናይ 2017/18 ዓ/ም

3. ናይ መቅረባይነት ሰርቲፍኬት ዝተሓደሰን ከቅርብ ዝክእል

4. ቅድሚ ጨረታ ምክፍቱ ነኒ ሕድሕድ ናይ መክበሪ ብጥረ ገንዘብ /CPO/ ክትሕዝ ዝክእል ።

5. ናይ ቫት ዊዝሆልድ መረዳእታ ፤ ቲን ናምበር ናይ ወርሒ ሕድር 2018 ዓ/ም ወርሓዊ ዲከላሬሽን አሑዲሱ ዝንበብን ግልፂ ዝኮነ።

1.1 ንኤሌክትርኒክስ ብር 5000 ( ሓሙሽተ ሽሕ)

1.2 ፈርኒቸር ብር 5000 (ሓሙሽተ ሽሕ)

1.3 ፅሕፈት መሳርሒ 5000 (ሓሙሽተ ሽሕ)

1.4 ፅርየት መሳርሒ 3000 (ሰለስተ ሽሕ)

1.5 ሕትመት መሳርሒ 2000(ክልተ ሽሕ)

6. ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ዕለት 02/03/2018 ዓ/ም ክስብ 22/03/2018 ዓ/ም ዘይምለስ ብር 200 ብምክፋል ነኒ ሕድሕድ እቲ ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ወረዳ ሓውዜን ቤት ፍርዲ ዕደጋ ፋይ/ምም/ ንብረት በሮ ቁፅሪ ዐ8 ምውሳድ ይካአል፡፡

7. ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 22/03/2018 ዓ/ም ሰዓት 11፡30 ይከውን።

8. ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 23/03/2018 ዓ/ም ሰዓት 3፡00 አብ ወረዳ ሓውዜን ቤት ፍርዲ ኮይኑ ተጫረቲ/ሕጋዊ ወኪላት/ አብ ዝተረከበሉ ይክፈት።

9. ሰዓራይ ምካኑ ዝተነገሮ ነጋዳይ አብ ውሽጢ 7ተ መዓልቲ ውዕሊ አሲሩ እቲ ንብረት ናብ ወረዳ ሓውዜን ቤት ፍርዲ አታዊ ክገብር ዝክእል

10. ቤተ ፍርዲ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ንተወሳኪ ሓቤሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0946476141 ምሕታት ይከአል።