https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/18423
ቤት ፅሕፈት አጠቃቅማን ምሕደራ መሬትን ካዳስተርን ከይዲ ስራሕ አጠቃቅማ ምሕደራ መሬትን ከተማ ሸራሮ ብሊዝ ጨረታ ኣብ በጀት ዓመት 2018 ዓም ሽድሸተ ዙር ከጫርት ካብ ዝሓዞ ንካልኣይ ዙር ብምጭራት ናብ ተጠቀምቲ መሬት ከመሓላልፍ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 2, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ -18, 1745 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:--
  • ቦታ:ሽራሮ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:--
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ -18, 1745 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: መሬትን ሊዝን/

1 ብመደበኛ ጨረታ ንትካል ዝዉዕሉ 85 ቦታታት ንመንበሪ ግልጋሎት ዝዉዕሉ 50 ቦታታት ብጠቅላላ ድምር 135 ቦታታት ብጨረታ ንምትሕልላፍ ብሚድያ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዘሎ 10 ናይ ሰራሕ ተከታታሊ መዓልቲታት ዉሽጢ ናብ ቤት ፅሕፈት አጠቃቅማ ምሕደራ መሬትን ካዳስተርን ከይዲ ስራሕ አጠቀቅማ ምሕደራ መሬትን ከተማ ሸራሮ እንዳማእኩም ሰነድ ጨረታ ክትገዝእን ነዚ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ኣድላይ ዘበለ ሰነድ ብምምላእ ኣብ ፖስታ ዓሺግኩም ክትጫረቱ ክነፍልጥ ንፈቱ