
ቁፅሪ 1109/226/18
ዕለት 01/03/18
ምልኸታ ፕሮፎርማ/
ናይ ወርሒ ሕዳር 2018 ዓ/ም/
ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፣
1. ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘሓደስኩም፤
2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ከቕርብ ዝክእል።
3. ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቑፅሪ ቲን ቁፅሪ ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል ይዕድም፤
| ተ.ቑ | ዝርዝር ዓይነት ንብረት ግልጋሎት | ዝርዝር መግለፂ | መለክዒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | |
|---|---|---|---|---|---|---|
| ብር | ሳ | |||||
| ሞዴል HZ76 | ||||||
| 1 | ግሪስ ሲል | 90311-62001 | ቁፅሪ | 4 | ||
| 2 | ኣዉተር በሪንግ | 90080-36067 | ቁፅሪ | 4 | ||
| 3 | ኤነር በሪንግ | 90080-36064 | ቁፅሪ | 4 | ||
| 4 | ሎክ ወሸር | 90215-42025 | ቁፅሪ | 2 | ||
| 5 | ትረስት ወሸር | 90214-42030 | ቁፅሪ | 2 | ||
| 6 | ኦይል ሲል ቅድሚት | 90310-35010 | ቁፅሪ | 2 | ||
| 7 | ፖስትሽ | ቁፅሪ | 2 | |||
| 8 | ፓድኪት | 04465-YZZF6 | ሴት | 1 | ||
| 9 | ሹከት ድሕሪት | 04495-60080 | ሴት | 1 | ||
| 10 | ኦይል ሲል ድሕሪት | 90310-36003 | ቁፅሪ | 2 | ||
| 11 | ቅድሚት ሾክ ኣብዘርቨር | 48511-69675 | ቁፅሪ | 2 | ||
| 12 | ድሕሪት ሶከ ኣብዘርቨር | 48531-69635 | ሞዕሪ | 2 | ||
| 13 | አይል ፊሊተር | 90915-30002 | ቁፅሪ | 1 | ||
| 14 | ፊዉል ፊሊተር | 23390-51070 | ቁፅሪ | 1 | ||
እንክተሎም መምርሒ-
4. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዕለት 1/3 2018 ዓ/ም - ዕለት 3/3/2018 ዓም ዝፀንሕ ኮይኑ ሰዓት10፡30 ተዓፅዩ ዕለት 4/3/2018 ሰዓት 3:30 ይኽፈት
5 ዶክሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 42 ዕደጋ እንዳመዘኩም ምሃብ ትኽእሉ::
6 ዘሸነፈ ተወዳዳራይ ንኽቅርብ ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ኣብ ዉሽጢ ሓፂር ማዓልቲ ከቅርብ ዝክእል።
7 ናይ ፕሮፎርማ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ ግዜ ገተ ማዓልቲ እዩ ፡
8. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቕርቡ ኣለዎ
9. እዚ ናይ ፕሮፎርማ ጨረታምልኽ ከም ዉዕለ የገልግል::
ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ
ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0344-40-47-15 ምሕታት