
ቑፅሪወ/እ/ 02/4/2018ዓ/ም
ዕለት 01 /03/2018ዓ/ም
ምልክታ ፕረፎርማ ጨረታ
ኣብ ቤት ፅሕፈት ል/እ/ምም/ር ፋይናንስ ወረዳ እንደርታ ነዞም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ን ናይ ቤት ፅሕፈት ወረዳ 70 እንደርታ ሕ/ገ/ል ሬድ ፕላስ ፕሮጀክት ) ግልጋሎት ዝውዕል ካብዚ ንታሕቲ ኣቅሑት ብፕረፎርማ ኣወዳዲሩ(ግልጋሎት ክረክብ ወይ ዝተዘርዘሩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ክዕድግ ስለ ዝደሊይ ሕጋዊ ንግድ ፍቓድ ዘለኩም ትካላት ክትወዳደሩ ይዕድም።
| ሪጋ | ዓይነት ንብረት | ስፐስፊክሽን/ፓርት ናምበረ /ያምሃ ሞተር | መዐቀኒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ብር | መብርሂ |
|---|---|---|---|---|---|---|
| 1. | ኮምፒተር ቀለም | 17A LASER JET HP PROMI02 | ቁፅሪ | 05 | ||
| 2. | ናይ ኮምፒር ወረቀት | A-4 GOLDEN | ደስ | 20 | ||
| 3. | ስክርቢቶ ቢክ | ሊነክ ኦፌክስ ተመሳሳልን | ባኮ(50)ዝሕዝ | 02 | ||
| 4. | ኣጀንዳ ደብተር | ኦርጅናል 2025 ካላንደር | ብቁፅሪ | 4 | ||
| 5. | ናይ ላፕቶፕ ሻንጣ | ሌዘር | ቁፅሪ | 4 | ||
| 6. | ዲቫይደር | 6ተ ነኮል ዘለዎ | ቁፅሪ | 01 | ||
| 7. | ስቴፕለስ ሽዎ | ማእከላይ | ፓኬት | 02 |
መተሓሳሰቢ
➢ ተወዳደርቲ ንግድ ፍቓድ ፣መቅረባይነት ምስክር ወረቀትን IN Noን ከቅርቡ ዝኽእሉ::
➢ እዚ ፕሮፎርማ እዝይ ካብ ዕለት 01/03/18ዓ/ም እስካብ ዕለት 08/03/2018ዓ/ም ናብ ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቕ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ እቲ ቤት ፅሕፈት ኣታዊ ምስ ኾነ በቲ መወዳእታ ዝተጠቀሰ ዕለት 08/03/2018ዓ/ም ሰዓት 4:00 ትዓፂዉ ብተመሳሳሊ ሰዓት 4:30 ድማ ይኽፈት::
➢ እዚ ፕረፎርማ እዝይ ከም ዉዕሊ ኾይኑ የገልግልን የገድድን እዩ::
➢ እቲ ንብረት/ኣቅሓ/ በቲ ዝተጠቀሰ ስፐሲፊክሽን መሰረት ክኸዉን ይግባእ::
➢ እቲ ቤት ፅሕፈት ዘቅመጦም ረቓሒታት ንዘይተማልኡ መቅረብቲ ትካላት ካብቲ ዉድድር ወፃኢ ንገብር ምኻና ኣጥቢቕና ነተሓሳስብ::
➢ ኣድራሻና ኣብ ወረዳ እንደርታ ቤት ፅሕፈት ል/እ/ምም/ር ፋይናንስ ወ/እንደርታ
ኣብዚ ፕረፎርማ ከይዲ ስራሕና ነቲ ፕረፎርማ ብምሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰል ሕለዉ
ኮይኑ እዮ።