https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/18411
ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዓድዋ ን2018 ዓም ካብ ዝተመደበሉ በጀት ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሬት ኣቅሑት : ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ናይ ሕትመት መሳርሒ : ናይ ሰረሕተኛታት ሰርቪስ መኪና አዉቶብስ: ዝተፈላለዩ ዓይነት ናይ ምግቢ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 1, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 5, 2018 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000
  • ቦታ:ዓድዋ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:150
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሕዳር 5, 2018 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኣቅርቦት ምግቢ / ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/ መኪና ክራይ/

ጨረታ ብሬድዩ ዝተጋወሐሉ 30/1/2018 ዓም እዩ

1 ናይ 2018 ዓም ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ናይ ግብሪ ከፋሊ ቲን ናምበርን ናይ መቅረባይነት ሰርትፊኬት ዘለዎ ቅዳሕ ዘቅርብ

2 ቫት ተመዝጋቢ ናይ ዝሐለፈ ወርሒ መስከረም 2018 ዓም ዲክላሪሽን መረጋገፂ ወረቀት ቅዳሕ ዘቅርብ

3 እዚ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዐለት ጀሚሩ ካብ ሓፈሻዎ ሆስፒታል ዓድዋ ከይዲ ሰራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ዘይምለስ 150 ቅርሺ ብምክፋል ናይ ጨረታ ሰነድ ክወስዱ ይክእሉ

3 ናይ ጨረታ መከበሪ ቢድብንድ 5000 ቅርሺ ኮይኑ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሰርትፊኬት ቼክ ማለት እዉን ስፒኦ ወይድማ ኣብ ኩነታት ዘይተመሰረተ ዉሕስና ባንኪ ከትሕዝ ዝክእል

4 ጨረታ ተለጢፉ ዝፀንሐሉ ካብ 25/2/2018 ዓም ክሳብ 5/3/2018 ዓምልክዕ ሰዓት 3:00 ይዕፀዉ እዚ ጨረታ ዝክፈተሉ 5/3/2018 ዓም ኣብ ሆስፒታል ዓድዋ ከይዲ ሰራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ሰዓት 3:30 ተጨራቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክብሉ ይክፈት

5 ጨረታ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዝ ካብ 20 መዓልቲታት ዘይበለፅ ይክዉን

6 ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ንብረት ናብ ሆስፒታል ዓድዋ ከርክብ ይክእል

7 20 መእታዊ ክዉስክ ወይ ክቅንስ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

8 ሆስፖታል ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብመሉእ ወይ ብክፋል ምስራዝ መሰሉ ዝሐለወ እዩ