https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/1841
ማሕበር ደቂ ኣንስተዩ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ Laptop computer printer ብጨረታ ኣወዳዲሩ ምዕድግ ዝደለየት ንክትወዳደሩ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ነሓሰ 7, 2008 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ነሓሰ 17, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ነሓሰ 17, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/

ዝርዝር መግለፂ ናይቶም ንበረት ከምዝስዕብ እዩ

1 printer HP Laser jet pro 4000 : በዝሒ 7

2 Laptop computer : በዝሒ 7

1 መተሓሳሰቢ ዝተፈላለዩ መማረፂታት ምቅራብ ዝከኣል እነተኮይኑ ናይቶም ዝቐረበ መማረፂታት ንክልተኦም ናዉቲ ኣድለይቲ ዝበሃል አክሰሰሪስ (Accessories such as Direct CDs, Manual, power and printer cable,and other accessories) ከርክብ አለዎ

2 Vat ተመዝገብትን ዝተሐደሰ ፍቃድን ዘለኩም ተጫረቲ እዚ ፃዉዒት ከብ ዝወፀአ ጀሚሩ እስካብቲ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 17/12/2008 ዓም ሰዓት 8:30 ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት ማዳኣት ንዚ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ነቶም ናዉቲ ተቅርብሉ ኩሎም ዋጋን ኣድለይቲ ዘኮነ ሰነዳትን ብዝተኣሸገ ፖስታ ክተእትዉ

3 ተወዳደደርቲ ናይቲ ጠቅላላ ዘእትዉዎ ዋጋ 2% ገንዘብ እቲ ጨረታ ኣብ ዝክፈተሉ ዕለት 17/12/ 2008 ዓም ሰዓት 9:00 ጨረታ ዉሕስና ሒዝኩም ንክትቀርቡን

4 ማሕበርና ካሊእ ዝሐሸ መማረፂ እንተኪቡ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ንዚ ጨረታ ምስራዝ መሰሉ ሕልዉ እዩ