
ቁፅሪ 1064 /226/18
ዕለት 28/02/18
ምልኸታ ፕሮፎርማ/
ናይ ወርሒ መስከረም 2018 ዓ/ም/
ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፣
1. ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘሓደስኩም፤
2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ከቕርብ ዝክእል።
3. ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቑፅሪ ቲን ቁፅሪ ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል ይዕድም፤
| ተ.ቑ | ዝርዝር ዓይነት ንብረት ግልጋሎት | ዝርዝር መግለፂ | መለክዒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | |
|---|---|---|---|---|---|---|
| ብር | ሳ | |||||
| 1 | ኮንፈርት ዳብ ፌስ | ሰፊሕ ቅድሚት | ሴት | 1 | ||
| 2 | መቐት መከላኸሊ | ወልፊት ቅድሚት | ሴት | 1 | ||
| 3 | መረጋገፂ እግሪ | 3D | ሴት | 1 | ||
| 4 | ፍግ ሳምፕ | ሴት | 1 | |||
| 5 | ናይ ጭቃ መከላከሊ | ናይ ዓደን | ሴት | 2 | ||
| 6 | ናይ ንፋስ መኸላኸለ | ሴት | 2 | |||
| 7 | መሪ ሽፋን | ሌዘር | ቁፅሪ | 1 | ||
| 8 | ዳሽ ቦርድ ቅብኣት | አዉቶ ዞን | ቁፅሪ | 5 | ||
| 9 | አስኮርታ ጎማ ሽፋን | ቁፅሪ | 1 | |||
| 10 | ሽቶ ሶላር ተቀማጪ ተነፋሒ | ቁዕሪ | 2 | |||
| ፓራዶ | ||||||
| 1 | ወልፊት ናይ ፓራዶ | ሴት | 1 | |||
| 2 | ኮንፈርት ዳብል ፌስ | ሴት | 1 | |||
| 3 | መረጋገፂ እግሪ | 3D | ሴት | 1 | ||
| 4 | መሪ ከቨር ሌዘር | ቁፅሪ | 1 | |||
| 5 | ሶላር ተቀማጢ ሽቶ | ቁፅሪ | 1 | |||
| 6 | ሳዳት ሽቶ | ቁፅሪ | 2 | |||
| 7 | ሶላር ሙሉእ መስታወት | ሴት | 1 | |||
| 8 | የዉሻ ቆዳ | ቁፅሪ | 2 | |||
እንክተሎም መምርሒ:-
4. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዕለት 28/2/ 2018 ዓ/ም - ዕለት 2/3/2018 ዓ/ም ዝፀንሕ ኮይኑ ሰዓት 10፡00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 10፡30 ይኽፈት
5. ዶክሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 42 ዕደጋ እንዳመፃኩም ምሃብ ትኽእሉ።
6. በሸነፈ ተወዳዳራይ ንኽቐርብ ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ኣብ ዉሽጢ ሓጺር ማዓልቲ ክቅርብ ዝክእል።
7. ናይ ፕሮፎርማ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ ግዜ 7ተ ማዓልቲ እዩ፡፡
8. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቕርብ ኣለዎ
9. እዚ ናይ ፕሮፎርማ ጨረታምልኸታ ከም ዉዕሊ የገልግል።
ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ
ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0344-40-47-15 ምሕታት