
ቁፅሪ 4 2 /02/2018
ዕለት 28 /2/2018ዓ/ም
ምልክታ ጨረታ ፕሮፎርማ
ዋኒኑ ፡ ፃውዒት ጨረታ ምዕዳም ይምልከት
● ዓይነት ሜላ ዕደጋ ፕሮፎርማ
● ዓይነት ዕደጋ= ናይ ሞዴል 3- [166 መኪና መለዋወጢ ኣቁሑ ንተወሳኺ ሓበሬታ
ቤት ፅሕፈት ል/እ/ምም/ር ፋይናንስ ወረዳ ቀተኸሊ ናይ ቤት ፅሕፈት ምምሕደር ዋንነታ ዝኮነት መኪና ኮድ 4 ታ/ቁፅሪ 10399 ሞዴል 3- [166 መኪና ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑ/ስፔር ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ጨረታ ኣወዳዲሩ ብኦርጅናል ንብረት ክዕድግ ወይ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ ፡፡
| ቁፅሪ | ዝዕደግ ዓይነት ንብረት | መ/ቁፅሪ | መዐቀኒ | በዝሒ | ተወዳደሪ ዝመልእዎ ናይ ሓደ ዋጋ ብኣሃዝ/ብቁፅሪ | ተወዳደሪ ዝመልእዎ ናይ ሓደ ዋጋ ብፊደል | መብርሂ | |
|---|---|---|---|---|---|---|---|---|
| 1 | ክለች ደስክ ኣሲዋ | 31250-3522 | ቁፅሪ | 01 | ||||
| 2 | ከቨር ኣሳይ ክለች | 31210-35101 | ቁፅሪ | 01 | ||||
| 3 | ፎርክ ሰብ ኣሳይ | 81204-35050 | ቁፅሪ | 01 | ||||
| 4 | ሪሊዝ ቤሪንግ | 31230-350KI | ቁፅሪ | 01 | ||||
| 5 | ጌጅ ኣሰይ ሞተር | ቁፅሪ | ||||||
| 6 | ቴምኖ ሬቸር | ቁፅሪ | ||||||
| 7 | ሬጉሬተር ቅድሚት | ቁፅሪ | ||||||
| 8 | ማዕፆ ረዝ | ቁፅሪ | ||||||
| 9 | Wivent Window | 69802-35130 | ቁፅሪ | 01 |
ስለዚ ተጫረትቲ ነዚ ተዘርዚሩ ዘሎ መምርሒ ተጫረትቲ ብምምላእ ንክትወዳደሩ ይዕድም
➢ ተጫረትቲ ኣብ ዝወፀ ናይ ጨረታ እስፐስፊኬሽን ምስራዝ ምድላዝ ምቅያር ኣይፍቀድን።
➢ ነዚ ጨረታ ዝወዳደሩ ነጋዶ ነዚ ዓይነት ቀረብ ንካቅርቡ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድን መቅረባይነትን መለለይ ንግዲፍቃድ ቁፅርን /ቲን ነምበር/ ዝሓዙ ክኾኑ ኣለዎም።
➢ ኣብዚ ጨረታ ብፊደልን ብኣሃዝን ኣብ ዝተፈቐደ ሰደቃ/ሰንጠረዥ/ ክምላእ ኣለዎ።
➢ ተጫራታይ ናይ ዘሽነፎ 3ተ ፐርሰንት ሚኢታዊ/ ዊዝ ሆልድ ክኸፍል ዝኽእል ፡፡
➢ እዚ ጨረታ ከም ሕጋዊ ውዕሊ ወይ ከም ሕጊ የገልግል ናይ በዓል ዋና ወይ ናይ ሕጋዊ ውክልና ፍርማን ማህተምን ክህሉ ኣለዎ።
➢ ተጫራታይ ሰዓራይ ኮይኑ ኣብ ዝፈለጠሉ እዋን ንብረት ኣብ ውሽጢ 2 መዓልቲ ካቀርብ ዝክእል ::
➢ ተጫራታይ ክፍሊት ኣብ ዝፍፀመሉ እዋን ክማላእ ዝግበኦ ሰነድ ካማልእ ይግደድ።
➢ ቤት ፅሕፈት ል/እ/ም/ፋ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብከፊል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉው እዩ
➢ እዚ ጨረታ ቅጥዒ ብዝግባእ መሊኡ ንዕለት 2/03/2018ዓ/ም ሰዓት 5፡00 ኣብ ቤት ምክሪ ዘፈራት ማሕበር ነጋዶ መቐለ ብኣካል መፂእና ንቅበለኩም ምዃና ፡፡ ዝተዓሸገ ፖስታ ዕለት 2/03/2018 ዓ/ም ሰዓት 5፡30 ይኸፈት፡፡