https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/18385
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምዳር ፋይናንስን ወረዳ ሳምረ ንኣብያተ ፅሕፈት አገልግሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈትን : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 28, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 8, 2018 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000
  • ቦታ:ሳሓርቲ ሳምረ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ሕዳር 8, 2018 08:45 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

1 ሕጋዊ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ 2018 ዓም ከቅርብ ዝክእል

2 መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ /ቲን ናምበር / ከቅርብ ዝክእል

3 ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይነት ወረቀት ምስክር ዘለዎም

4 መከበሪ ጨረታ 5000 ቅርሺ በስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዝ ዝክእል

5 ሰነድ ጨረታ ዋናን ቅዳሕን ብፖስታ ብዝተዓሸገ ካብ 28/2/2018 ዓም ክሳብ 8 ሕዳር 2018 ዓም ኣብ ዘሎ ግዜ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ክወስድ ዝክእል

6 ሰነድ ጨረታ 8/3/2018 ዓም ሰዓት 8:30 ተዓሺጉ በቲ ዕለት ሰዓት 8:45 ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክብሉ ይክፈት

7 ሰዓራይ ንዝሰዓሮ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ናብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ሳምረ አታዊ ክገብር አለዎ

8 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ