https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/18361
ማሕበር ቀዳሞት ኣግኣዚ ዓዲግራት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሮም ክዕድጉ ይደልዩ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 26, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 5, 2018 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:20000
  • ቦታ:ዓዲግራት
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:300
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሕዳር 5, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

1 በቲ ዘፈር ናይ 2018 ዓም ዝተሐደሰ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ : መለለይ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪ : ወረቀት ምስክር መቅረናይነት ዘለኩምን : ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮንኩምን :ናይ 2018 ዓም ተወሳኪ እሴት ታክስ ሒሳብ ዘወራረድክምሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል :

2 በቲ ዝቀረበ መዓቀኒ ረቆሒ መሰረት ንብረት ከቅርብ ዝክእል

3 መከበሪ ጨረታ ቢድ ቦንድ ንሕድሕድ ሎት ብጥረ ገንዘብ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ወይ ኣብ ኩነታት ዘይተመሰረተ ዉሕስና ባንኪ ጋራንቲ ብር 20000 ከቅርብ ዝክእል

4 ሰነድ ጨረታ 300 ቅርሺ ብምክፋል ካብ 26/2/2018 ዓም ኩሉ ግዘ ኣብ ሰራሕ ሰዓት ከሳብ 5/3/2018 ዓም ካብ ቤት ፅሕፈት ማሕበር ቀዳሞት ተምሃሮ ኣጋኣዚ ዓዲግራት ምዉሳድ ይከአል

4 እቲ ዝተዓሸገ ፖስታ ጨረታ ብክልተ ቅዳሕ ተዳልዩ ክሳብ 5/3/2018 ዓም ሰዓት 3:30 ቅድሚ ቀትሪ ንዚ ጨረታ ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ምእታዉ ትክእሉ

5 ሳነዱቅ ጨረታ 5/3/2018 ዓም ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ነሱ ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀትሪ ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

6 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ዘይምህላዎም ግን እቲ ጨረታ ነዘይ ምክፋት ግዴታ ኣይከዉንን

7 ተጫረቲ ዝሰዓርዎ ንብረት ብናይ ባዕሎም መጎዓዝያ ናብ ከተማ ዓዲግራት ቤት ፅሕፈት ማሕበር ቀዳሞት ተምሃሮ ኣግኣዚ ከቅርቡ ይግባእ

8 ቅሬታ ዘለዎ ኣካል ሰዓሪ ተጫራቲ ምስተፈለጠ አብ ዉሽጢ ሰለሰተ መዓልቲ ቅሬቱ ከቅርብ አለዎ

9 ናይ ጨረታ እዋን ፀኒዑ ዝፀንሐሉ እዋን ሳዓራይ ካብዝተፈለጠሉ ዕለት ጀሚሩ ን 10 መዓልቲ ይከዉን

10 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ መስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ 0914723151 ይደዉሉ

መተሐሳሳቢ ካብ ቤት ፅሕፈትና ዘይተገዝአ ሰነድ ተቀባልነት ከምዘይብሉ ምካኑ ብጥብቂ ነፍልጥ