https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/18359
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ፅራ ወንበርታ ን2017 ዓም በጀት ዓመት ንኣብያት ፅሕፈት ወረዳና ግልጋሎት ዝዉዕል ካብ ስሩዕ በጀት ዕጥቂ ስፖርት : መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት ፅሬት : ሕትመት : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ :ኣቅሑት ቢሮን: መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና :ሞትር ሳይክልን መለዋወጢ ኣቅሑት ወይድማ ስፔር ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 26, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 10, 2018 04:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:--
  • ቦታ:ወረዳ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:300
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ሕዳር 10, 2018 05:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/

1 ናይ 2018 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ስራሕ ፍቃድን መቅረባይነትን ምስክር ወረቀት ቅዳሕ መረዳእታን ክታሓሕዙ አለዎም

2 ተጫረቲ ናይ ግብሪ መለለይ ካርዲ ወይ ቲን ናምበር : ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ምስክር ወረቀት ተመዝገብቲ መረዳእታ ቅዳሕ ከተሓሓዙ ይግባእ

3 ተጫረቲ ብዘይካ ዕጥቂ ስፖርት ኣቅሑት: ኣቅሑት ፅሬት : ሕትመት : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት : መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተር ሳይክልን ካልኦት ኣቅሑትን ተጫረቲ እሴት ተመዝገብቲ ኮይኖም ናይ ወርሒመስከረም ናይ 2018 ዓም ዲክለር ዝገብርሉ መረዳእታ ዘቅርብ ክክዉን አለዎ

4 ጨረታ ሳንድ ካብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ፅራ ወንበርታ ከተማ ኣጎላዕ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ምምሕዳርን ንብረት ምምሕዳር ፋይናንስን ቢሮ ዘይምለሰ 300 ቅርሺ ጥራይ ብምክፋል እቲ ጨረታ ሰነድ ካብ ዕለት 25/2/2018 ዓም ክሳብ 09/3/2018 ዓም ኩሉ ግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ክወስዱ ይክእሉ

5 እቲ ጨረታ 10/3/2018 ዓም ሰዓት 4:30 ረፋድ ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት 10/3/2018 ዓም ሰዓት 5:00 ረፈድ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረከብሉ ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ኣጎላዕ ኣደራሽ ይክፈት

6 ኣብ ጨረታ ሰነድ ናይ ተጫረቲ ንፁር ዝኮነ ሽምን ፊርማን ኣድራሻን ሕጋዊ ማህተምን ኣብ ሕድሕድ ገፅ ሰነድ ጨረታ ክህልዎ አለዎ

7 ዝመልእዎ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ካብቲ ሰነድ ጨረታ ወፃኢ ኣብ ካልኢ ሰነድ መሊእካ ምቅራብ ተቀባልነት ይብሉን

8 ብተወሳኪ ድማ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዝኮኑ ተወዳደርቲ ኣብ ሕድሕድ ናዉቲ ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ሓዊሱ ብጥንቃቄ ትክክለኛን ነፀላ ዋጋ ክምላእ አለዎ

9 ቤት ፅሕፈት ልምዓት ምምሕዳር ፋይናንስን ምምሕዳር ወረዳ ፅራ ወንበርታ ከተማ ኣጎላዕ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914279411