https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/18337
ቤት መዘጋጃ ከተማ ኣጉላዕ ኣብ ወረዳ ፅራ ወንበርታ ን2018 ዓም በጀት ዓመት ንትካሉ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌከትሪኒክስ ኣቅሑት : ናይ ፅሬት መሳርሒ : ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ናይ ኣርቲኣር ሞተራት ኣቅሑት ስፔር ክምእዉን ኦርቲኣር ሞትር ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 25, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 11, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት 40000 : ናይ ፅሬት መሳርሒ ኣቅሑት 15000 :ናይ ፅሕፈት መሳርሒ 30000 :ናይ ኣርቲኣር ሞተር ሳይክል 20000 ብር : ናይ ሞትር ኣርቲኣር ስፔር 15000
  • ቦታ:ኣጉላዕ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:1000
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሕዳር 11, 2018 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

1 ተጫረቲ ናይ እትወዳደርሉ ዘርፊ ንግዲ ናይ 2018 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድኩምን መቅረባይነት ካርዲ ኮፒን ከተሓሕዙ ግድን እዩ

2 ተጫረቲ ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለይ ካርዲ ቲን ናምበር : ናይ ቫት ምስክር ወረቀት ተመዝገብቲ መረዳአታ ኮፒ ከተሓሕዙ ግድን እዩ

3 ተጫረቲ ቫት ተመዝገብቲ ኮይኖም ናይ ዝሐለፈ ሰለሰተ ወርሒ ወይ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ዘሎ ሐደ ወርሒ ዲክለር ዝገበረሉ መረዳእታ ዘቅርቡን

4 ኣብ ጨረታ ሰነድ ናይ ተጫረቲ ንፁር ዝኮነ ሽም ፊርማን ኣድራሻ ሕጋዊ ማህተምን ኣብ ሕድሕድ ገፅ ክገብር አለዎ

5 ዝመልእዎ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ካብዚ ሰነድ ጨረታ ወፃኢ ኣብ ካሊእ ሰነድ መሊእካ ምቅራብ ተቀባልነት የብሉን ብተወሳኪ ድማ ኣብ ሕድሕድ ማተሪያል ናይ ቫት ዋጋ ሓዊሱ ብጥንቃቀ ትክላኘቱ ብነፀላ ዋጋ ከቀምጥ አለዎ

6 ተጫረቲ ንሕድሕድ ጨረታ ዉሕስና ብስፒኦ ከቅርቡ ዝክእሉ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት 40000 : ናይ ፅሬት መሳርሒ ኣቅሑት 15000 :ናይ ፅሕፈት መሳርሒ 30000 :ናይ ኣርቲኣር ሞተር ሳይክል 20000 ብር : ናይ ሞትር ኣርቲኣር ስፔር 15000

7 ሰነድ ጨረታ ካብ ኣጉላዕ ቤት መዘጋጃ ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምምሕዳርን ዘይምለስ ብር 1000 እናከፈለከሉ ሰነድ ክወስዱ ዝክእሉ ኮይኖም ጨረታ ሰነድ ካብ ዕለት 26/2/2018 ዓም ጀሚሩ ክሳብ 11/3/2018 ዓም ጀሚሩ ክወስዱ ይክእሉ

8 እቲ ጨረታ ዕለት 11/3/2018 ዓም ሰዓት 4:00 ረፋድ ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:30 ረፋድ ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ እዋን ይክፈት ተዘይሃለዉ እዉን ኣብ ዉሽጢ ጨረታ ሳንዱቅ ዝተረከበ ፖስታ ብስርዓት ይክፈት

9 ተዓዋታይ ጨረታ ግልፂ ካብ ዝተገበረሉ ዕለት ናይ ቅሬታ መተኣናገዲ ግዜ ድሕሪ ሰሰለሰተ ናይ ሰራሕ መዓልቲታት ምስተወደአ ሰዓራይ ምካኑ ብደብዳቤ ካበ ዝተገለፀሉ ኣብ ዉሽጢ ሰለሰተ ናይ ሰራሕ መዓልቲታት ናይ ጠቅላላ ዝሰዓሮ መጠን ዋጋ 10 ሚእታዊ ዉዕሊ መከበሪ ብምትሓዝ ዉዕል ዝአስር

9 ሰዓራይ ዘቅርቦ ንብረት ብኦርጅንል ክከዉን አለዎ

10 ተወዳደርቲ ንዘመልእዎ ሰነድ ጨረታ ኦርጅናል ነንበይኑ ፎቶ ኮፒ ነንበይኑ ኣብ ክልተ ፖስታ ብዝተዓኘገ ኢንቨሎፕ ብምምፃእ ነዚ ተባሂሉ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳፁን ምእታዉ ይክኣል

11 ቤት ፅሕፈትና ድሕሪ ጨረታ ምክፋቱ 20 ሚእታዊ ናይ ምዉሳክ ወይ ምቅንስን መሰል አለዎ

12 ዊዝ ሆልድ ታክስ ምክፋል ግዴታ ምካኑ ምርዳእ የድሊ

13 ቤት ፅሐፈትና ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0914395796 / 0937027137