
1 በቲ ዘርፊ ናይ 2017ን ወይ 2018 ዓም ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎም
2 ተጫረቲ ናይ ዝወዳደርሎም ዘፈር ስራሕ ናይ 2018 ዓም ዝሐተደሰ መቅረባይነት መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
3 ናይ ቫት ዊዝ : ሆልድ መረዳእታ :መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ : ናይ ወርሒ መስከረም 2018 ዓም ወርሓዊ ድክለሪሽን ኣሐዲሶም ዝንበብን ዝኮን ንነብስወከፍ መረዳእታ ሐደሐደ ገፅ ከቅርቡ አለዎም
4 ተጫረቲ ኣብ ሰነድ ጨረታ ዝተገለፀ መከበሪ ጨረታ ብስፒኦ ወይድም ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ወይ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ናይ ባንኪ ዉሕስና ወይድማ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዙ ይግባእ
5 ተጫረቲ መጫረቲ ሰነዶም 300 ብር ብምክፋል ካብ 25/2/2018 ዓም ክሳብ 9/3/2018 ዓም ሰዓት 11:30 ካብ ላዕለዋየ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ዳይሬክቶር ዕደጋን ንብረት ምምሕዳርን ብሎክ 06 ቢሮ ቁፅሪ 44 ዓዲጎም ምዉሳድ ይከኣል
6 ተጫረቲ ምስዓሮም ምስተረጋገፀ ድሕሪ ሰለሰተ ናይ ቅሬታ መዓልቲ ኣብ ዉሽጢ ሰለሰተ ናይ ስራሕ መዓልቲታት 10 ሚእታዊ ናይጠቅላላ ዝሰዓርዎ ንብረት ዋጋ ብስም ቤት ዕዩና ብምትሓዝ ዉዕሊ ናይ ምእሳር ግዴታ አለዎም
7 ተጫረቲ ንዝሰዓርዎ ንብረት ብመሰረት ዉዕሎም ኣታዊ ክገብርሉ አለዎም
8 መቅረባይ ብመሰረት ዉዕሉ ኣታዉ ካበ ዘይገበሮ ንብረት በቢመዓልቱ 0.1 ፐርሰንት ወይድማ 1/1000 ሚእታዊ ቅፅዓት ይክፈል
9 ተጫረቲ ኣብ ሰነድ ጨረታ ብዝተቀመጠ ዝርዝር ንብረት ካብ ነብስወከፍ ዓይነት ንብረት ንቤት ዕዩ ብ20 ሚእታዊ ክዉስክ ወይ ክቅንስ ዝክእል ምካኑ ክፈልጡ ይግባእ
10 ጨረታ ዝፀንሐሉ ግዜ ካብ 25/2/2018 ዓም ክሳብ 9/3/2018 ዓም ን 15 መዓልቲታት ኮይኑ ጨረታ ዝዕፀወሉ ድማ 10/9/2018 ዓም ሰዓት 3:30 እዩ ጨረታ ዝክፈተሉ ድማ 10/3/2018 ዓም 4:00 ኩሎም ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክብሉ ይክፈት
11 ዋጋ ፀኒሑ ዝፀንሐሉ ድማ ካብ ጨረታ ዝተከፈለቱ ዝቁፅረ 40 ተከታታሊ መዓልቲታት ይከዉን
12 ተጫረቲ ኣብ ሰነድ ጨረታ ሕቶ እንተሃልዎም ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ብፅሑፍ ናብ ቤት ፍርዲ ብምቅራብ ክሓቱ ይግባእ
13 እቲ ቤት ዕዩና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344402420 ደዊልክ ምሕታት ይከኣል