https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/1833
ቤት ፅሕፈትና ን 2009 ዓ ∙ም በጀት ዓመት ኣብ ወረድኡ ንዝርከባ ኣብያተ ዕዮ ግልጋሎት ዝዉዕል ፣ግልጋሎት ፀገና ቀለለቲን ማእከሎት መካይ :በዓልሞያ ፅገና ሞተር ሳይክል: ናይ ደረቅ ፅዕነት ግልጋሎት ስራሕቲ ፣ግልጋሎተ ኦፊስ ኣዉቶሜሽን ፅገና ስራሕቲ: ናይ ፎቶ ኮፒ ግልጋሎት: ናይ ባኒ መቅረቢ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም ብግልፂ ጨረታአወዳዲሩ ናይ ሓደ ዓመት ዉዕሊ ኣሲሩ ከስርሕ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 5, 2008 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 13, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000
  • ቦታ:ታሕታይ ኣድያቦ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ነሓሰ 13, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ፅገና ሞተርሳይክል/ ፅገና ተሽከርካሪ/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/

ስለዝደሊ Â ነዞም ዝስዕቡ ረቀሕታት ተማልኡ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

ተጫረቲ ክተማልእዎ ዝግቡኡ ረቋሕታት

ናይ 2008 ዓ ም ግብሪ ዝከፈሉን ናይ 2009 ዓ ም ፍቃድ ዘሐደስኩምን

ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ዘለኩም

ናይ 2008 ዓ ም ዘሐደስኩምን መለለዩ ቁፅሪ ግብሪ ከፋላየነት ክተቅርቡ እትከእሉ

ተጫረቲ እተቅርብዎ ናይ መወዳደሪ ሓሳብ ንዚ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ኣብ ዘሎ ቅፅሪ ክምላአ ኣለዎ

ዝርዝር ሰነድ ጨረታ ብምክፋል ካብ ዕለት 29 ሓምለ 2008 ዓ ም ጀሚሩ ክሳብ 13 ነሓሰ 2008 ዓ ም ብምምፃእ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ታሕታየ ኣድያቦ ንኡስ ከይዲ ዕደጋ ክትወስዱ ትክእሉ

መክበሪ ጨረታ ብጥረ ገንዘብ ወይንድማ ብ ሲፒኦ 5000 ቅርሺ ከትሕዙ ዝክእሉ

እቲ ጨረታ ካብ 29 ሓምለ 2008 ዓ ም ክሳብ 13 ነሓሰ 2008 Â ዓ ም ኣብ አየር ይፀንሕ

እቲ ጨረታ13 ነሓሰ 2008 Â ዓ ም ሰዓት 4 00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4 ፡30 ቅድሚ ቀትሪ ይክፈት

ቤት ፅሕፈትና መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ተጫረቲ ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0345500231 ወይንከዓ 0345500005 ደዊልኩም ምሕታት ይከኣል።