https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/18329
ጣብያ ጥዕና መቐለ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ሕትመትን ፅሬት ቑሑትንብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 24, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 28, 2018 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ -18, 1745 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ምልክታ ፕሮፎርማ

ጣብያ ጥዕና መቐለ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ፣ ሕትመትን ፅሬት ቑሑትንብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ። በዚ መሰረት ኣብቲ ፕሮፎርማ ክትሳተፉ ትደልዩ ሕጋዊ ነጋዶበዚ ዝስዕብ መሰረት ንክትወዳደሩ ንዕድም።

• ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩምን ዘሐደስኹምን

• ናይ ግብሪ ኸፋላይ መለለይ ካርድ (Tin Id) ዘለኩም

• ዝተጠቐሱ ኣድለይቲ ዶክመንት ኮፒፊርማን ማህተምን ብምዕራፍ ኣብ ፖስታ ብምዕሻግን ኣብ ጣብያ ጥዕና መቐለ ቢሮ ቑፅሪ 35 ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቕ የእትው።

• ምልክታ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ ካብ ካብ 24/02/2018ዓ/ም ክሳብ 28/02/2018ዓ/ም

• ሰዓራይ ዝኾነ ተወዳዳራይ ነቲ ዝሰዓሮ ንብረት መአዘዚ ደብዳቤካብ ዝተፅሓፈሉ ዕለት ኣብ ዘሎ መዓልቲ ብናይ ባዕሉ መጓዓዝያ ናብ ጣብያ ጥዕና መቐለ የቕርብ።

• ትካልና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነቲ ዕድጊት ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልው 'ዩ።

• ኣድራሻና ጣብያ ጥዕና መቐለ ቀበሌ 17 ፊት ንፊት ኖታ ህንፃ

ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0344400210 ይጠቐሙ።