https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/18325
ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዳስትሪ ትግራይ ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ኮምፒተርን ፕሪንተርን ካልኦት ኤለክትሮኒክስ ኣቁሕትን ዝተፈላለዮ ሶፍት ዌራት ምፅዓንን ምፅጋንን ኣወዳዲሩ ከፀግን ይደሊ።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 24, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 27, 2018 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጥቅምቲ 27, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን/

ምልክታ ፕሮፎርማ

ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዳስትሪ ትግራይ ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ኮምፒተርን ፕሪንተርን ካልኦት ኤለክትሮኒክስ ኣቁሕትን ዝተፈላለዮ ሶፍት ዌራት ምፅዓንን ምፅጋንን ኣወዳዲሩ ከፀግን ይደሊ።

ተ.ዝርዝር ኣቑሑትዝርዝር መግለፂዓይነት ፅገናመለክዒበዝሒናይ ሓደ ዋጋ
1Desktop computerDELLMaintenanceሓደ ግዘ01
serviceሓደ ግ01
2printerHPm402Maintenanceሓደ ግዘ01
serviceሓደ ግዘ01
3laptopToshiba/Lenov /HPMaintenanceሓደ ግዜ01
serviceሓደ ግዘ01
4PhotoCopyCanono2520Maintenanceሓደ ግዘ01
serviceሓደ ግዘ01
6Bimer/የረጀክተርMaintenanceሓደ ግዘ01
serviceሓደ ግዘ01
7Anti virusምዕዓንሓደ ግዘ01
8Soft wareምዕዓንሓደ ግዘ01

ስለዚ ኣብዚ ፕሮፎርማ ክትወዳደሩ አትደልዩ ክተማልእዎ ዝግባእ ፦

1. በዚ ዘርፊ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ፣ መቕረባይነት፣ ቲን ካርድን ኮፒ ኣተሓሒዙ ዘቕርብ።

2. ኣብቲ ሰነድ ስርዝ ድልዝ ኣይፍቀድን።ዓይነት ዕገና ፅሬቱ ዝሓለወ ክኸውን ኣለዎ።

3 ብናይ ባዕልኻ ስፔስፊኬሽን ቐይርካ ምቕራብ ኣይከኣልን።

4. እዚ ፕሮፎርማ ከም ዉዕሊ ኮይኑ ስለዘገልገል ዓይነት ፅገና ናይ ኢድ ዋጋ ኣረጋጊፆም ክመልኡ ኣለዎ።

5. ናይ ፐርፎርማ ሰነድ ካብ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዳስትሪ ትግራይ ፊት ንፊት ደደቢት ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ወይ ጎኒ ወይዘር ህንፃ 2ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 204 1424/02/2018ዓም ጀሚርኩም ክሳብ 27/02/2018ዓም ጨረታ ሰነድ ምዉሳደ ትክእሉ።

6. እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 27/ 02/ 2018 ዓ.ም ሰዓት 3፡30 ንጉሆ ተዓፅዮ በቲ ዕለትስዓት 4፡00 ንጉሆ ይኽፈት ።

7. እዚ ንብረት ብተጠቀምቲ ምዕጋኑ ምስተረጋገፀ ክፍሊት ዝፍፀምይኸውን።

8. ሰዓራይ ምስ ተፈለጠ ኣብ ውሽጢ 5' መዓልቲ ንብረት ክግን ዝኽእል።

9. እዚ ፕሮፎርማ ከም ሕጋዊ ዉዕሊ ኮይኑ የገልግል።

10. ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራሕ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

11. ንዝበለፀ ሓበሬታ ብቴሌፎን ቑፅሪ 0342417669 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል።