https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/18321
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ክፍለ ከተማ ዓይደር ንመዘናግኚ ማሕበር መንኣሳይ ክፍለ ከተማ ዓይደር ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ :ሙዚቃ መሳርሒ ኣቅሑት ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 24, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 5, 2018 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:15000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሕዳር 5, 2018 09:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

1 ናይዚ ዘመን ግብሪ ዝከፈለ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድን ተወሳኪ እሴት ታክስ መለለይ ቁፅሪ ከፋሊ ግብሪ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ዘለዎ

2 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ዝርዝር ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ዕለት 21/2/2018 ዓም ክሳብ 5/3/2018 ዓም ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ጨረታ ሰነድ ካብ ዕድጋ ክፍሊ ምዉሳድ ይከኣል

3 ጨረታ ዝወፀሉ ዕለት 5/3/2018 ዓም ሰዓት 8:30 ናይ ድሕሪ ሰዓት ተዓፅዩ በቲ ዕለት 9:00 ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዘለዎ ይክፈት እንተዘይሃሊዎም እወ ኣብ ዉሽጢ ሳንዱቅ ዝተረከበ ፖስታ ይክፈትን ይግምገምን

4 ናይ ጨረታ መክበሪ 15000 ካብ ባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ወይድማ ስፒኦ እዞ ወይ ድማ ጥረ ገንዘብ ከትሕዝ ይግባእ

5 ተጫራታይ ናይ ጨረታ ሰነድ ብክልተ ፖስታ ዋናን ቅዳሕን ብዝተዓሸገ ፖስታ የቅርብ

6 ሰዓራይ ምስዓሩ ምስፈለጠ ኣብ ዉሽጢ ሰለሰተ መዓልቲ ዉዕሊ ይኣስር

7 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ሙሉእ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

8 ተጫራታይ ዝሰዓሮ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ናብ ቤት ፅሕፈትና የቅርብ

ኣድራሻና ዓይደር ሪፊራል ሆስፒታል ታሕተዋይ በሪ 0914096890