https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/18270
ቤት ፅሕፈትን ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ማእከል ኣድያቦ ብናይ ዘፈር ፀጥታን ምምሕዳርን በጀት ዝክፈል ኣቅሑት መለዋወጢ መኪና ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 19, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 1, 2018 04:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:15000
  • ቦታ:ወረዳ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:200
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ሕዳር 1, 2018 05:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

1 ተጫረቲ ናይ 2017 ዓም ኣቅሑት መለዋወጢ መኪና ተዛመድትን ፍቃድ ንግዲ ዘሐደስኩም

2 ወረቀት ምስክር መቅረባይነት ዘለዎ

3 መፍለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ ዘለኩም

4 ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮንኩም ቅዳሕ መረዳእታ ክተቅርቡ እትክእሉ

5 ናይ ወርሒ ነሐሰ 2017 ዓም ሒሳብ ዘፍለጥክምሉ መረዳእታ ክተቅርቡ እትክእሉ

6 ተጫረቲ ዋጋ ተመልእዎ ናይ ሐደ ዋጋን ጠቅላላ ዋጋን አፋላይ ክህልዉ የብልን አፈላላይ እንተሃሊዎ ናይ ሐደ ዋጋ ጥራሕ ተቀባልነት ይህልዎ

7 ተጫረቲ ዋጋ እንትመልኡ ስርዝ ድልዝ ወይ ድም ድመሳስ ክህልዉ የብሉን ስርዝ ድልዝ ወይ ድምሳስ እንተጋጥም ፊርማ ክግበረሉ አለዎ ንምዉሳን አፀጋሚ ዝኮነ ስርዝ ድልዝ እንተጋጥም እቲ ጨረታ ካብ ዉድድር ወፃኢ ይግበር

8 ዝርዝር ሰነድ ጨረታ ዝሐዘ ካብ 14/2/2018 ዓም ክስብ 28/2/2018 ዓም ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ ሰዓት ካብ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳር ፋይናንስን ማእከል ኣድያቦ ከተማ ዓዲሃገራይ ብኣካል እናቀረብኩም ዘይምለስ 200 እናከፈልኩም ሰነድ ጨረታ ክትወስዱ ትክእሉ

9 ተጫረቲ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ብሽም ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ማእከል ኣድያቦ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ወይድማ ጥር ገንዘብ 15000 ቅርሺ ከትሕዝ ዝክእል

10 እቲ ጨረታ 1/3/2018 ዓም ሰዓት 4:30 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 5:00 ቀትሪ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክብሉ ይክፈት ተወዳደርቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ብዘይ ምርካብም አብ ጨረታ ሳነድቅ ዝአተወ ጨረታ ንምክፋት ኣይክልክልን

11 ሰዓራይ መቅረባይ ዝፍለዩሉ ብዝወፀ ድሌት መግለፂ ዝርዝርን ሕጋዊ ሰነዳትን መሰረት ኮይኑ ዝተሐተ ዋጋ ዘቅረብ ተወዳዳራይ ሰዓራይ ይከዉን

12 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914108723 / 0914378707