
ይኩን እምበር ከምዝስዕብ እቲ ናይ ጨረታ ትሕዝቶ ክምዝተማሐየሸን ግዜ ክምዝተናወሐን ክነፍልጥ ንፈቱ
1 ኣብ ሰነድ ጨረታ መምርሒ 1.3 ከምዝ ኣብ ታሕቲ ዘሎ ይማሐየሽ
ተጫረቲ ዝወዳደርሉ ዋጋን ቴክኒካልን ፕሮፖዛልን ክሳብ ዕለት 4/3/2018 ዓም ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀትሪ ክተቅርቡ ይግባእ
2 ኣብ ሰነድ ጨረታ መምርሒ ንተጫረቲ 1.5 ከምዚ ኣብ ታሕቲ ዘሎ ይማሐየሽ
ፍሉይ ወይ ተመሳሳሊ ተመክሮ ናይ ጋርድ ቪል ስራሕቲ አየድልን
3 ኣብ ሰነድ ጨረታ መምርሒ ንተጫረቲ 1.6 ከምዝ ኣብ ታሕቲ ዘሎ ይማሐየሽ
ቴክኒካል ፕሮፖዛል ዕለት 4/3/2018 ዓም ሰዓት 4:00 ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ዝክፈት ኮይኑ እቲ ፋይናንሻል ማላት እዉን ዋጋ ድሕሪ ቴክኒካል ግምገማ ንዘማልኡ ተጫረቲ ጥራሕ ኣብ ነፍልጠኩም ዕለት ይክፈት
4 ኣብ ሰነድ ጨረታ ቴክኒካዊ መዓቀኒታትን አሰራርሓ ዉዕሊ ምሃብን ቴክኒካዊ መዓቀኒታት ተራ ቁፅሪ 2 ቴክኒካዊ ብቅዓት ልምድ ተጫራታይ ተራ ቁፅረ 2.1 ከምዝ ኣብ ታሕቲ ዘሎ ይማሐየሽ
ፍሉይ ወይ ተመሳሳሊ ተመክሮ ናይ ጋርድ ቪል ስራሕቲ አየድልን ብተመሳሳሊ አገባብን ትልምን ምፍፃም ናይ ጋርድ ቪል ስራሕቲ ፕሮፖዛል ከቅርቡ ይግባእ
5 ካልኦት ክፋላት ናይቲ ጨረታ ሰነዳት ከይተቀየሩ ይቅፅሉ
ንተወሳኪ ሐበሬታ 0925433509 0922343559 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል