https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/18250
ኣብ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ነቲ ቢሮ ዳይሬክቶሪት ዳይሪክተር ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳር ናይ ፋይናንስ ኦፊስ ቢንች ወይ ድማ ባንኮኒ ንምስራሕ ስለዝደለየ ናይ ዉድ ዎርክ ፍቃድ ዘለኩም ክትወዳደሩ ንዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 15, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 28, 2018 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:20000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጥቅምቲ 28, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ካልኦት ዓይነት ፈርኒቸር/ ፅገና ገዛ ኣቁሑት፡ በርን መስኮት/

1 ናይዚ ዘበን ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩምን

2 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

3 ዝተሐደሰ መቅረባይነት ሰርተፊኬት ከቅርብ ዝክእል

4 ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገብሉ ሰርተፊኬት ናይ ወርሒ ነሐሰ ወይ ድማ መስከረም ቫት ዲክለሪሽን ዘቅርብ

5 መከበሪ ስፒኦ 20000 ቅርሺ ከትሕዙ ዝክእሉ

6 ሰነድ ጨረታ ፋይናንሻል ዋናን ቅዳሕን ብክልተ ፖስታ ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ንኡስ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ቢሮ ቁፅሪ 42 ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ምእታዉ ይከኣል

7እቲ ጨረታ ካብ 13/2/2018 ዓም ጀሚሩ ን 15 መዓልቲ ኣብ አየር ዝፀንሕ ኮይኑ 28/2/2018 ዓም ሰዓት 3:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ልክዕ ሰዓት 4:00 ይክፈት

8ተወዳደሪ ትካል ብዝተዉሃቦ ዝርዝር መወዳደሪ ትክክልኛ ዋጋ ከቅርብ ይግባእ

9 ኣብ መወዳደሪ ዋጋ ተወሳኪ እሴት ታክስ ከይሐወሰ ዘቅረበ ተጫራታይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ከምዝሐወሰ ይዉስድ

10 ተጫረቲ ብስፐስፊኬሽን ወይድማ ዝርዝር መዓቀኒ መሰረት ኦርደር ካብ ዝተዉሃቦ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ ሰለሰተ መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር አለዎ

11 ሰዓራይ ትካል ዉዕሊ መከበሪ 10 ሚእታዊ ካብ ጠቅላላ ዝሰዓሮ መጠን ገንዘብ ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ክፍሊ ዕደጋ ቢሮ ቁፅሪ 42 ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ትክእሉ

12 እቲ ቢሮ ኣድላይ ኮይኑ እንተረኪቡ 20 ሚእታዊ ክዉስክ ወይ ክቅንስ ይክእል እዩ

13 እቲ ቢሮ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344404715