https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/18249
ኢንስቲዩቲት ምርምር ጥዕና ክልል ትግራይ ንአገልግሎት ቤት ዕዩ ዝዉዕላ ክልተ ሃርድ ቶፕ መኪና ክካረ ስለዝደለየ ሕጋዊያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 15, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 21, 2018 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:10000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጥቅምቲ 21, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መኪና ክራይ/

1 ናይዚ ዘበኑ ናይ መንግስቲ ግብሪ ዝከፈሉን: ወረቀት ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ክተቅርቡ እትክእሉ

2 መቅረባይነት ዝተመዝገብኩም ክተቅርቡ እትክእሉ

3 ናይ ግብሪ ከፈልቲ ግብሪ ቁፅሪ ቲን ምምዝጋብኩም መረዳእታ ክተቅርቡ እትክእሉ

4 ቫት ተመዝገብቲ ዝኮንኩምን ሒሳብ ዘቅረብክምሉ መረዳእታ/ዲክለር ዝገበርኩም/ ክተቅርቡ እትክእሉን

6 መከበሪ ጨረታ 10000 ቅርሺ ከትሕዝ ዝክእል

7 ጨረታ ሰነድኩም ብዝተዓሸገ ኢንቭሎፕ ሐደ ዋናኡን ሐደ ፋይናንሻልን ደኩመንት ነዚ ጨረታ ተባሂሉ ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ኣብ ንኡስ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ኣብ ስራሕ ሰዓት ምእታዉ ትክእሉ

8 እዚ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ጀሚሩ ክሳብ 21/2/2018 ዓም ዝፀንሕ ኮይኑ ልክዕ ቅ/ ሰዓት 3፡30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡00 ይክፈት

9 ሰዓራይ ትካል ብዝተዉሃቦ ዝርዝር ማለት እዉን እሰፐስፊኬሽን መሰረት ከቅርብ ይግባእ

10 ነዚ ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ዳይሬክቲሪት ዕደጋ ንብረት ምምሕዳርን ፋይናንስን ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ትክእሉ

11 ቅድም ክብል ኣብ ላዕሊ ዝተጠቀሰ መረዳእታ ተታሒዙ ክቀርብ አለዎ

12 ትካልና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

13 ተጫረቲ ዋጋ ዝመልእሉ በቲ ተቀሚጡ ዘሎ ዝርዝር ዓይነት ንብረት መግለፅን በዝሕን ክከዉን አለዎ

ንተወሳኪ ሐበሬታ ኣብ ዓዲ ሽንዱሕን ማይ ኣምስ ናብ ኢድ የማን ሐደ ሚኢቲ ሚትሮ ንርከብ

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0910385045