
ፕሮፎርማ
ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ መስኮት መስትዋት ክትገጥም ሰለዝደለየት::
ተጫረቲ ዘማልዕዎ ረቃሓታት
1 ናይ ስራሕ ንግዲ ፍቃድ ዘለወምን ናይ 208 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሓደሰ::
2 ተጫረቲ ንብረት ዘቅርብዎ ፅርየቱ ዘሓለወ ዝኮነ::
3 ተጫረቲ ጨረታ ሰነድ ዝወፀሉ ዕለት 12/02/2018 ዓ/ም-17/02/2018 ዓ/ም ይከውን::
4 ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ 17/02/2018ዓ/ም ልክዕ 4፡00 ኮይኑ ዝክፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት 17/02/2018 ዓ/ም ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ዘለውዎ ኣብ ቀበሌ 15 ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ዝክፈት ይከውን::
5 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብምሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ኣለዎ::
6 እቲ ዝግጠም መስትዋት ናመፃኩም ምርኣይ ትክእሉ::