https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/18205
ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ ::
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 12, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 13, 2018 10:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጥቅምቲ 14, 2018 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ምልኸታ ፕሮፎርማ/

ናይ ወርሒ ጥቅምቲ 2018 ዓ/ም/

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፤

1 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘሓደስኩም፤

2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ክቕርብ ዝክእል፣

3. ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቑፅሪቲን ቁፅሪ ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቕርብ ዝኸእል ይዕድም::

ተ.ቑዝርዝር ዓይነት ንብረት/ ግልጋሎት /ዝርዝር መግለፂመለክዒበዝሒናይ ሓደ ዋጋ
ብርሳ
1እስክሪቢቶ ሰማያዊብሳምፕል

ቁፅሪ

1200
2ፍሊፕ ቻርትSinerline/ተመሳሰሊቁፅሪ30
3“ሮከር ባዓል 12 ዝሕዝኣርት ላይን ተመሳሳሊፓኬት12
4ፕሪንተር ወረቀትA4 size 80G 500 ሽደስጣ60
5እስክሪብቶ ፀለምሳምፕልቁፅሪ250
6እስክሪብቶ ቀይሕሳምጥልቁፅሪ50
7አሁ ባይ ደረጃ / ባዓል ... ዝሕዝ33 “ማሌቁፅሪ12
8እርሳስ HBዘ ተመሳሳሊፓኬት2
9ፍለሽ ሚሞሪ ፓንተም64 ጂቢ ሳምፕልቁፅሪ20
10ፍሰስ “ሚሞሪ32 ጂቢ ሳምፕልቁፅሪ30
11ፕሪንተር ቀለምTK3160ቁፅሪ5
12ፕሪንተር ቀለም17Aቁፅሪ3
13ፕሪንተር ቀለም151Aቁፅሪ8
14ግሪንተር ቀለም85Aቁፅሪ4
15GLY TANICዓብይቁዕሪ12
16ሕብራዊ ወረቐት ዝተፈላለየኦርጅናልደስ4
17ፕሪንተር ኮኔክተርኦርጅናልቁዕሪ2
18ፊንግ36mmፓኬት1
19ፊንግ8mmፓኬት1
20ጉሓፍ መጠራቀሚፕላስቲክቁፅሪ3
21ፕሪንተር ቀለም26Aቁፅሪ2

እንክተሎም መምርሒ-

4. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዕለት 112 2018 ዓም - ዕለት 13/20/2018 ዓም ዝፀንሕ ኮይኑ ሰዓት10፡30 ተዓፅዩ ዕለት 14/2/2018 ሰዓት 3፡30 ይኸፈት

5. ዶክሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 42 ዕደጋ እንዳመፃኩም ምሃብ ትኸስሩ ይ

6. ዘሸነፈ ተወዳዳራይ ንኽቅርብ ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ኣብ ዉሽጢ ሓፂር ማዓልቲ ክትር ከ 7 ናይ ፕሮፎርማ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ ግዜ 7ተ ማዓልቲ እዩ፡፡

8 ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቕርቡ ኣለዎ

9. እዚ ናይ ፕሮፎርማ ጨረታምልኸታ ከም ዉዕሊ የገልግል::

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0344-40-47-15 ምሕታት