https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/18184
ግለጋሎት ደም ባንኪ መቐለ ብስኩት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 10, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 13, 2018 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጥቅምቲ 13, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኣቅርቦት ምግቢ /

ን2ይ ጊዜ ዝወፀ

ግለጋሎት ደም ባንኪ መቐለ ብስኩት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፡

ተ.ቑዝርዝር ዓይነት ንብረት /Description/መፍለዪ /specification/መለክዒ /Unit/በዝሒ/qty/ነፀላ ዋጋ /unite price/መብርሂ
1ዳግም ብስኩትብዓብይብካርቶን100
2ለስላሳፋንታብደርዘን100
3ለስላሳምሪንዳብደርዘን100

ክማልኡ ዝግበኦም ረቛሕታት

1.ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግድ ፍቃድ ፣ ቲን ቁፅሪን ዝተሓደሰ መቕረባይነት ፎቶ ኮፒ ምስ ፕሮፎርማ ሰነድ ብፖስታ ዓሺጎም ከቅርቡ ኣለዎም፡፡

2.እዚ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 10/02/2018 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 12/02/2018ዓ/ም ቅድሚ ሰዓት 3:30 ምቅራብ ትክእሉ፡፡እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 12/02/2018ዓ.ም ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:00 ቅ/ሰዓት ይክፈት፣፣

3.ተወዳደርቲ ትካላት ሰዓራይ ኮይኖም እንተተረኺቦም ብናይ ባዕሎም ትራንስፖርት ናብ ግልጋሎት ደም ባንኪ መቐለ ኣብ ሓፂር መዓልቲ ከቅርቡ ኣለዎም፡፡

4.ተወዳደርቲ ትካላት ኣብቲ ፕሮፎርማ ሰነድ ሕጋዊ ማህተም ከዕርፍሉ ኣለዎም፡

5. ቢሮ በጀቱ ብምርኣይ ናይ ምዉሳኽን ምቅናስን መሰል ሕሉዉዩ

6.ኣብዚ ዝምላእ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ፕሮፈርማ ምስተኸፈተ 7 /ሸዉዓተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ይኸዉን::


ግልጋሎት ደም ባንኪ መቐለ

ኣድራሻ ሰዉሒ ንጉስ