https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/1818
ማሕበር ደቂ ኣንስትዩ ትግራይ ናይ መኪና ኣቑሑትን ፅገናን ክተወዳድር ስለዝደለየት
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሓምለ 26, 2008 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 5, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ነሓሰ 5, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ፅገና ተሽከርካሪ/

ተጫረቲ ከማልእዎም ዝግባእ ረቀሕታት

1 ናይዚ ስራሕ ንግዲ ፈቓድ ዘለዎምን ናይ 2008 ዓ/ም ንግዲ ፈቃድ ዘሐደሱን
2 Â ናይ ዘሸነፎ 2% ብ CPO ከትሕዝ ዝኽእል

3 ጨረታ ሰነድ ብር 20.00 ከፊሉ ክወስድ ዝኽእል::

4 ተጫረቲ ጨረታ ሰነድ ዝዕደግሉ ካብ ዕለት 26/11/2008 ዓ/ም እስካብ 05/12/2008 ዓ/ም ይኸዉን

5 ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸግ ዕለት 05/11/2008 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 6:00 ኾይኑ ዝኽፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት 05/11/2008 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ዘለዉዎ ኣብ ቀበሌ 15 ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈትና ዝክፈት ይኸዉን

6 VAT ተመዝገብቲ ዝኾኑ

7 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ