https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/18164
ኣብ ሜታኖያ ኣካዳሚ ናይ መምህራን ካፍተርያ ኣሰናዲኡ ዘቅርብ በዓል ሞያ ስለዝደለና
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 7, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 12, 2018 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ -18, 1745 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ካፌን ሬስትራንትን/

ምልክታ ጨረታ

ኣብ ሜታኖያ ኣካዳሚ ናይ መምህራን ካፍተርያ ኣሰናዲኡ ዘቅርብ በዓል ሞያ ስለዝደለና ኩሉኹም እዞም ዝስዕቡ ረቋሕታት እተማልኡ ተወዳደርቲ መፂኩም ክትወዳደሩ ነተሓሳስብ።

✓ ፅሬት ዘለዎ ምግብታት ምስ ተመጣጣኒ ዝኾነ ዋጋ ክተቅርቡ እትኽእሉ

✓ ኣብ ተመሳሳሊ ትካላት ስራሕ ልምዲ ዘለኩም

✓ ዘድልዩ ሙሉእ ናይ ካፍተርያ ኣቁሑት ክተማልኡ ትኽእሉ

✓ ነቲ ስራሕ ዝምጥን ዘድሊ ሓይሊ ሰብ ክተማልኡ ትኽእሉ

መመዝገቢ ዕለት: ካብ ዕለት 07/02/2018ዓ.ም ክሳብ 12/02/2018ዓ.ም ኣብ ዘለዉ ናይ ስራሕ መዓልትታት

ኣድራሻ፦ 18 ቀበሌ ንግዲ ባንኪ ኢትዮጵያ ሓድነት ክፍለ ከተማ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0974888111 /0921465598 እናደወልኩም ምሕታት ትክእሉ