
ውሱን ጨረታ ዕድጊት ናይ ኤለክትሮንክስ መሳረሒ
ትካልና ይሓ ሪል-እስቴት ናይ ደምቢ ኽዳን ጫማን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ድሌት ዘለኩም ንክትወዳደሩ ይዕድም::
| ተ.ቁ | ዓይነት ጨርቂ | Specificatin | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ ምስ ቫቱ | ጠቅላላ ዋጋ ምስ | መብርሂ |
|---|---|---|---|---|---|---|
| 1 | ዲስክቶፕ ኮምፕዩተር | Itel Core i7 12th generation with 16 GB RAM & 1 TB Hard disk | 21 | ብመሰረት ምስ "ዚ ገፅ ዝተተሓሓዘ ስፐስፊኬሽን |
መምርሒ ተጫረትቲ
1 ናይ 2017 ግብሪ ዘመን ዝተሓደ ንግዲ ፍቃድን መቅረባይነትን ኮፒ ኣተሓሒዙ ከቅርብ ዝኽእል
2 ናይ ግብሪ ኸፋሊ መለለዪ ቁፅሪ (TIN) ሰርቲፊኬት ኮፒ ኣተሓሒዙ ከቅርብ ዝኽእል
3 ቫት ተመዝጋቢ ዝኾነን ሰርቲፊኬት ኣተሓሒዙ ከቅርብ ዝኽእልን
4 እቲ ዝምላእ ዋጋ ቫት ዝሓወሰ ወይ ዘይሓወሰ ምዃኑ ብንፁር ተዘይተቀሚጡ ምስቫቱ
5 ተጫረትቲ መኽበሪ ጨረታ ብር 5000 ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቸክ (ሲፒኦ) ምስ ሰነድ ጨረታ ብሓባር ብኢንቨሎፕ ዓሺጎም ናብ ገ ዳስመ ሳንዱቅ ጨረታ ኣብ ትካልና ብምምፃእ የእትው
6 ኣብቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ናይ ተጫራታይ ዋጋን ኣብ ሰነድ ጨረታ ዝተጠቐሱ ናይ መሳርሒታት ብራንዲታትን ካልኦት ባህርያትን ብዝርዝር ክገልፅ።
7 ሰነድ ጨረታ ዘይምስስ ብር 300 እናኸፈልካ ካብ ትካልና 6ደ ደብሪ ቁፅሪ 8 ምውሳድ ይከኣል
8 እዚ ጨረታ ካብ ዕስት 7/2/2018 - 12/2/2018 ዓ/ም ኣብ ኣቦር ፀኒሑ በቲ ዕስት ሰዓት 3:30 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ፤ሰዓት 4:00 ኣብ ትካልና 6 ደብሪ ቁፅሪ 8 ይኽፈት፤ንተወሳኺ ሓበሬታ ብኣካል ኣብ ጎኒ ዋና ቤት ፅ/ት ደደቢት ማ/ፋይናንስ ናብ ዝርከብ ድርጅትና መፂእኻ ምሕታት ይከኣል፣ቁፅሪ ቴሌፎን-0344-404253።