https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/18150
ቤት ቅም/ቲ ኒኮላስ ሮቢንስን ኣብ ዘበነ ትምህርቲ 2018 ዓ/ም ንቤት ትምህርትና ግልጋሎት ዝውዕሉ ናይ ስፖርት መሳርሕን ዕጥቅን ካብ መቕረብቲ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 5, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 12, 2018 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:2%
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ጥቅምቲ 12, 2018 09:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/

ምልክታ ጨረታ

ቤት ቅም/ቲ ኒኮላስ ሮቢንስን ኣብ ዘበነ ትምህርቲ 2018 ዓ/ም ንቤት ትምህርትና ግልጋሎት ዝውዕሉ ናይ ስፖርት መሳርሕን ዕጥቅን ካብ መቕረብቲ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ስለዚ እዚ ንብረት ንምቅራብ ዝስዕቡ ፈቃሒታት እተማልኡ ነጋዶ ኣብቲ ጨረታ ንክትሳተፉ ንዕድም።

❖ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድእዚ ዘመን ዘለዎም

❖ ምስክር ወረቀት መቅረባይነት ዘቕርቡ

❖ ቲን ቁፅሪ ዘለዎ

❖ ኣብ ቲኦቲ (TOT) ወይ ሻት (VAT) ምዝጉባት ኮይኖም ሕጋዊ ደረሰኝ ዘቕርቡ

❖ ሰነድ ጨረታ ብር 100.00 ብምኽፋል ካብ ቤት ት/ትና ተሓዚት ገንዘብ ምዕዳግ ይከኣል።

❖ ንመክበሪ ጨረታ ካብ ዘቕርብዎ ጠቅላላ ዋጋ 2% ብ CPO (ስፒኦ) ጥራሕ ከትሕዝ ዝክእል ኮይኑ እቲ CPO (ሰ.ፒኦ)ኣብ ውሽጢ እቲ ጨረታ ዝሓዘ ፖስታ ተዓሸጉ ይቐርብ ።

❖ ሰነድ ጨረታ ዝሽየጠሉ ካብ 05/02/2018 ዓ/ም ክሳብ 12/02/2018 ዓ/ም ሰዓት 8፡00

❖ ጨረታ ዝኽፈተሉ ዕለት 12/02/2018 ሰዓት 9፡00 ተዓሽጉ በቲ ዕለት 9፡30 ይኽፈት፡፡

❖ ሰዓራይ ንዝሰዓርዎ ንብረት ብናይ ባዕሎም ትራንስፖርት ናብ 2 ብርኪ ቤት ትምህርቲ ኒኮላስ ገብረት ክፍሊ የእትዉ።

መብርሂ -እቲ ትካል እቲ ጨረታ ብክፋል ይኹን ብምሉእ ናይ ምስራዝ ስለ ዝተሓለወ እዩ፡፡

እዚ ከም ውዐሊ ኮይኑ ከገልግል ይክእል እዩ።

ኣድራሻና፡- ዓዲ ሽምዱሑን ካብ ህንፃ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ንታሕታይ አትው ኢልካ ጎኒ - ዩኒቨርስቲ - ኮለጅ ኣድማዕ

ንዝበለፀ ሓበሬታ 

o ቁፅሪ ስልኪ 03 42 40 01 38

መብርሂ

o እቂዋጋ ሻት (VAT) ወይቲኦቲ (IOT) ሓዊሱይቅመጥ፡፡

o እቲ በዝሒ ክዉስኽ ወይ ክንኪ ይኽእል፡፡

○