https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/18147
ትካልና ይሓ ሪል-እስቴት ዝተፈላለዩ ናውቲ ናይ ፅሕፈት መሳረሒ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ዘስኩም ንክትወዳደሩ ይዕድም::
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 6, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 14, 2018 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:200
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጥቅምቲ 14, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ግልፂ ምልክታ ጨረታ ዕድጊት ናይ ስቴሽነሪ አቅሑት

ትካልና ይሓ ሪል-እስቴት ዝተፈላለዩ ናውቲ ናይ ፅሕፈት መሳረሒ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ዘስኩም ንክትወዳደሩ ይዕድም::

ተቐዓይነት ማተሪያልመዓቀኒበዚሒBrand Nameናይ ሓደ ዋጋ ምስ ቫትመብርሂ
1ሰማያዊ እስክርቢቶPcs150Line offix
2ፀሊም እስክርቢቶpcs6
3ካርቦንPcs2002ዕሹግ
4ሃይላይት ባርከርpcs51 ዕሹግ
5አግራፍ ትልቁpcs2002 ዕሹግ
6ሃርድ ከቨርpkt11 ዕሹግ
7ሪንግ በዓል 12pkt11 ዕሹግ
8ትራንስፓሪንትpkt11 ዕሹግ
9ትልቁ ስቴፕለርpcs1
10ትንሹ ስቴፕለርpcs1
11ፍለሽ 32 GBpcs2
12ማህተም ቀለምpcs3
13ፕሪንተር ቀለም 80APcs8
14ፕሪንተር ቀለም 226Apcs2
15ፕሪንተር ቀለም59APcs2
16ፕሪንተር ቀለም 26APcs2
17Champion paper (A4 210*291MM)ዶስጣ30
18ኡሁpcs6
19እስቲከር ኖትpcs5
20ካኪ ፓስት ትልቁpcs10

መምርሒ ተጫረትቲ

1. ናይ 2017 ግብሪ ዘመን ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን መቅረባይነትን ኮፒ ኣተሓሒ

2. ናይ ግብሪ ኸፋሊ መለለዪ ቁፅሪ (TIN) ሰርቲፊኬት ኮፒ ኣተሓሒዙ ከቅርብ ዝኽእል

3. ቫት ተመዝጋቢ ዝኾነን ሰርቲፊኬት ኣተሓሒዙ ከቅርብ ዝኸእልን

4. እቲ ዝምላእ ዋጋ ሻት ዝሓወሰ ወይ ዘይሓወሰ ምዃኑ ብንፁር ተዘይተቀሚጡ ምስቫቱ ከምዝኾነ ርዱእ ይግበር

5. ተጫረትቲ መኽበሪ ጨረታ ብር 5000 ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቸክ (ሲፒኦ) ምስ ሰነድ ጨረታ ብሓባር ብኢንቨሎፕ ዓሺጎም ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ኣብ ትካልና ብምምፃእ የእትው

6. አብቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ናይ ተጫራታይ ኣብ ሰነድ ጨረታ ዝተጠቐሱ ናይ ፅሕፈት መሳርሒታትን ብራንዲታትን ካልኦት ባህርያትን ብዝርዝር ክገልዕ ኣለዎ።

7. ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ ብር 200 እናኸፈልካ ካብ ትካልና 6ይ ደብሪ ቁፅሪ 8 ምውሳድ ይከኣል

8. እዚ ጨረታ ካብ ዕለት 6/2/2018 - 14/2/2018 ዓ/ም ኣብ ኣየር ፀኒሑ በቲ ዕለት ሰዓት 3:30 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ፤ሰዓ 4:00 ኣብ ትካልና 6ይ ደብሪ ቁፅሪ 8 ይኸፈት፤

9. እዚ ጨረታ ከም ውዕሊ ኾይኑ እንተገልግል ሰዓራይ ውፅኢት ካብ ዝተፈለጠሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 5 ተኸታታ መዓልቲ ፅሬት ዘለዎ ንብረት ናብ ትካልና ንብረት ክፍሊ 6ይ ደብሪ ብናይ ባዕሉ መጓዓዓዝን መሰል ወፃኢታትን ከረክብ ይግባእ፤

10. እቲ ዝሰዓረ  ትካል/ውልቀ ሰብ ድሕሪ እቲ ንብረት ምስአረከበ ዋጋ ናይቲ ንብረት ይኽፈል።

11. ተጫራታይ ነቲ ጨረታ ዝሰዓረሉ ኣቑሑት ውዕሊ እንተዘይፈሪሙን ኣብ ዝተወሰነ ናይ ስራሕ መዓልቲ ንብረት ከብፅሕ እንተዘይተሰማሚዑን ዘትሓዞ ሲፒኦ ናብ ሕሳብና አታዊ ኮይኑ ድርጅትና ካሊእ መማረፅ ይወስድ።

12. እቲ ቤት ዕዮ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ:: ንተወሳኺ ሓበሬታ ብኣካል ኣብ ጎኒ ዋና ቤት ፅ/ት ደደቢት ማ/ፋይናንስ ናብ ዝርከብ ድርጅትና

HEAD OFFICE ADDIS ABEBA

Tel.0115-580112

BRANCH MEKELLE

Tel.251-034-4404253 Mobile 251-0914-211299