https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/1813
አቢሲነያ 2ኛ ደረጃ ናይ ህዝቢ መጓዓዝያ ናይ ግሊ ሰብ ንብረት ማሕበር ናይ 2008 ዓ/ም በጀት ዓመት ጠቅላለ ሒሳብ ብናይ ደገ ኦዲተር ክግበር ይደሊ በዚ መሰረት ነዞም ዝስዕቡ ረቋሒታት እተማልኡ ሕጋዊያን ኦዲተራት ንክትወዳደሩ ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሓምለ 21, 2008 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሓምለ 25, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ሓምለ 25, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ኣካውንቲን ተዛማድኡን/ ኦዲት ተዛማድኡን/

Â

1 ናይ ዓመት 2009 ዓም ንግዲ ፈቃድ ዘለኩምን ዘሐደስኩምን

2 ብዝምልከት አከል ምርግጋፅ ሞያ ብቅዓት ሰርተፊኬት ከቅርብ ዝክእል

3 ሕጋዊ ቲን ከቅርብ ዝክእል

4 ኣብ ሓፈሸዊ ጉባኤ Â ባዕሉ ቐሪቡ ሪፖርት ዘቅርብ ክከዉን አለዎ

5 እቲ ኢዲት ዝተገበረ ብ 3ተ ኮፒ ጥራዝ ከቅርብ ዝክእል

 ዝርዝር ኦዲት ዝግበሩ ሰነድ

  1. በዓል 50 ቅጠል እንትከዉን በዝሒ አታዊ መሰብሰቢ 293
  2. ናይ በጀት ዓመት ሓፈሻዊ አታዉን ወፃእን ምምዛን
  3. ሓፈሸዊ ህሉዊ ኩነታት አታዉን ወፃእን ምምዝዛን እንትኮኑ በዚ መሰረት ነቶም ዝተጠቀሱ ረቆሒታት ብምምላእን ከፒ ብምትሕሓዝን እዙ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ካብ ዕለት 21/11/2008 ዓም ክሳብ ዕለት 25/11/2008 ዓም ኣብ ጥቃ መነሃረያ ፈት ንፊት አብ መርከብ ሆቴል ዝርከብ ቤት ፅሕፈትና ንክትወዳደሩ ብክብሪ ይዕድም

መተሓሳሰቢ

1 ናይ ኦዲት ዝገበር ሐፈሻዊ ኩነታት በዝሒ Sample ምርኣይ ይከኣል

2 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉዉ እዩ

ንተወሳከ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344408539Â 0914001044 091473 16 97Â ደዊልካ ምሕታት ይከኣል