https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/1812
ኮሌጅ ትምህርትን ኣመራርሓ ትምህርትን ዓብዩ ዓዲ ኣብ 2008 ዓ∙ም ንካልኣይ ትልሚ ንምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈለላለዩ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ዕጥቅታት ስፖርት ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሓምለ 21, 2008 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ነሓሰ 3, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:ዓ/ዓዲ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:30
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ነሓሰ 3, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ስለዚ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም ፣ናይ መቅረባይነት ዝተመዝገብኩም ፣ናይ 2007 ዓም ግብሪ ዝከፈልኩም ፣ናይ 2008 ዓም ፍቃድ ንግዲ ዘሐደስኩም ነጋዶ ክትጫረቱ ይዕድም

  1. ዝርዝር ሰነድ እቲ ጨረታ ካብቲ ኮሌጅ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን 30 ቅርሺ ናከፈልኩም ብምዉሳድ እዚ ምልክታ ብሬድዮÂ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 3 ነሓአ 2008 ዓ∙ም ሰዓት 8፡ 30 ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ዘሎ እዋን ኣብቲ ኮሊጅ ነዚ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ሳነዱቅ ጨረታ ክተእትዉ ከምትክእሉ ይሕብር
  2. እቲ ጨረታ ዕለት 3 ነሓሰ 2008 ዓም ልክዕ ስዓት 8፡30 ድሕሪ ቀትሪ ተዓፅዩ ሽዑንሽዑ ልክዕ ሰዓት 9 ፡00 ድሕሪ ቀትሪ ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ኣብቲ ኮሌጅ ዝክፈት ይከዉን

ንተወሳኪ ሓበሬታ Â Â ብቁፅሪ ስልኪ Â 0344460062 Â ወይድማ 0344460065 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል