https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/18114
ኣብ ላዕሊ ከምዝተሓበረ ላጪ ጥዕና ጣብያ ንዘለዎ ናይ ሕትመት ፀገም ንምፍታሕ ናይ ሕትመት ካብ ዘለዉሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ክትጫረቱ እትደልዩ ተጫረቲ ናይቲ ተገሊፁ ዘሎ ንብረት ዋጋ መሊእኩም ንክተቅርቡልና ንገልፅ ።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 4, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 6, 2018 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጥቅምቲ 6, 2018 08:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ቁፅሪ 3346/ወ-014/18

ዕለት 03/02/2018ዓ/ም

ናብ ዝምልከቶ ኩሉ

ዋኒኑ - ብዛዕባ ናይ ሕትመት ፕሮፎርማ ምምላእ ይምልከት

ኣብ ላዕሊ ከምዝተሓበረ ላጪ ጥዕና ጣብያ ንዘለዎ ናይ ሕትመት ፀገም ንምፍታሕ ናይ ሕትመት ካብ ዘለዉ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ክትጫረቱ እትደልዩ ተጫረቲ ናይቲ ተገሊፁ ዘሎ ንብረት ዋጋ መሊእኩም ንክተቅርቡልና ንገልፅ ።

ተ.ቁናይ ንብረት ዓይነትዝርዝር መግለፂመለክዒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠ/ ዋጋ
1Prescription Paper ኣብሓደ 200 ቅጠል ዝሕዝብሳምፕልብፓድ200
2For Emerjency IRR 50 ዝሕዝ ብረቶ ኮፒ ካርቦን ዘለዎብሳምፕልብፓድ5
3ቢን ካርድ ናይ ንብርትብሳምፕልብቁፅሪ400
4Lab Regest Paper አብሓደ 200ብሳምፕልብፓድ100
5Patient form ኣብ ሓደ 200 ቅጠል ዝሕዝብሳምፕልብፓድ100
6Lab Registretion book ኣብ ሓደ 200 ቅጠል ዝሕዝብሳምፕልብመዝገብ06
7ሞዴል 2ዐ ናይ ንብረት መሕተቲብሳምፕልብፓድ50
8አታውን ወፃእን በጀት መመዝገቢ መዝገብ ሚሂ12ኣብሓደ 100 ቅጠል ዝሕዝብሳምፕልብመዝገብ02
9Referal slip ኣብ ሓደ 200 ቅጠል ዝሕዝብሳምፕልብፓድ50
10ቢን ካርድ ናይ መድሓኒትብሳምፕልብቁፅሪ400
11Siklib Paper ኣብ ሓደ 200 ቅጠል ዝሕዝብሳምፕልብፓድ05
12OPD Registretion book ኣብ ሓደ 200 ቅጠል ዝሕዝብሳምፕልብመዝገብ08
13ሞዴል 42ብሳምፕልብፓድ03
14Indivldual folder/ ና ይ ሕ ት ከርዲ /180ግብሳምፕልብቁፅሪ10000
15Appoyntment card (የ ቆጦሮ ስ: ካ ር ድ )ብሳምፕልብቁፅሪ10000

ተጫረቲ ክተማልኡዎ ዝግበአኩም ረቃሕታት

1. በቲ ዘርፉ ናይ 2018ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ, ቲን ናምበር ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ሰርቲፊኬትን ናይቲ ድርጅት ሕጋዊ ማህተምን ፌርማን ክግበረሉ ይግባእ።

2. እቲ ፕሮፎርማ ካብ 04/02/2018 ዓ/ም ክሳብ 06/02/2018 ዕለት አብ ዘሎ ናይ ስራሕ መዓልቲአብ አየር ፀኒሑ ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ሰዓት 8:00 ዕለት 06/02/2018 ዓ/ም ኮይኑ ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 06/02/2018ዓ/ም ሰዓት 80:30 ኣብ ቤት ፅሕፈት ላጪ ጥዕና ጣብያ ይከውን።

3. እዚ ፕሮፎርማ እዙይ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግልን የገድድን ።

4. ሰዓራይ ኮይኑ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ፅሬቱ ዝሓለወ ንብረት አብ ውሽጢ 10ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ዘረክብ እቲ ንብረት ብትክክል ምእታዉ ምስ ተረጋገፀ ቤት ፅሕፈት አብ ውሽጢ 15ተ መዓልቲ ክፍሊት ይፍፅም

5. ክትዋዳደሩ ትደልዩ ተዋዳደርቲ ናይ TOT/VAT ተመዝገብቲ ክትኮኑ ይምረፅ

6. እቲ ፕሮፎርማ አድላይ ኮይኑ ተዘይ ተረኪቡ ቤት ፅሕፈት ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰል ይህልዎ።

ክንዲ ቤት ፅሕፈት ፈለግ ዳዕሮ ጥዕና ጣብያ

ፕሮፎርማ መቅረቢ

ፌርማ--

ሽም-

ዕለት

ፌርማ-

አድራሻ:-ላጪ ጥዕና ጣብያ ስ/ቁ0942769463 /0985003613