
ቁፅሪ 3346/ወ-014/18
ዕለት 03/02/2018ዓ/ም
ናብ ዝምልከቶ ኩሉ
ዋኒኑ - ብዛዕባ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ፕሮፎርማ ምምላእ ይምልከት
ኣብ ላዕሊ ከምዝተሓበረ ላጪ ጥዕና ጣብያ ንዘለዎ ናይ ንብረት ንምዕዳግ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ክትጫረቱ እትደልዩ ተጫረቲ ናይቲ ተገሊፁ ዘሎ ንብረት ዋጋ መሊእኩም ንክተቅርቡልና ንገልፅ ።
| ተ.ቁ | ናይ ንብረት ዓይነት | ዝርዝር መግለፂ | መለክዒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠ/ ዋጋ |
|---|---|---|---|---|---|---|
| 1 | ቀለም ናይ ፎቶ ኮፒ | Tomor2318 ሪሳይክል ዘይኮነ | 5 | ብቁፅሪ | ||
| 2 | ፕሪንተር ቀለም | HP 80A ኦርጂናል ሪሳይክል ዘይኮነ | 10 | ቁፅሪ | ||
| 3 | ወረቐት | በዓል መስመር ፃዕዳ 200 ዝሕዝ | 5 | ደስ | ||
| 4 | ኣቃፊ | በዓል ሓፂን | 50 | ቁፅሪ | ||
| 5 | ፍሉድ ምስ መበፅበፂኡ | ፃዕዳ ምስ መበፅበፂኡ ኦርጂናል | 30 | ቁፅሪ | ||
| 6 | 80 ግራም 210X297mm A4 size 500 Sheets | ወረቐት | 50 | ደስጣ | ||
| 7 | ንፍለሽ | 128GBACKSA | 05 | ቁፅሪ | ||
| 8 | ዲቫይደር ኦርጂናል | አርጅናል ባዓል 2ተ አፉ | 5 | ቁፅሪ | ||
| 9 | ክርቦን | በዓል3000 ኦርጂናል | 05 | ፓኬት | ||
| 10 | አጀንዳ | ናይ ወፃኢ ማእከላይ | 10 | 406 | ||
| 11 | መዝገብ | ሌጣ ዓብይ | 2 | ብቁፅሪ | ||
| 12 | ስክርቢቶ | ሰማያዊ ሌክሲ እርጂናል | 20 | ጋኬት | ||
| 13 | መዝገብ | ሌጣ ማእከላይ | 10 | ብቁፅሪ | ||
| 14 | ስቴፕለር ሽቦ 24/6-1m | 10x1000 Staples ISO 9001 &14001 | 10 | ፖኬት | ||
| 15 | እሁ | በዓል 33 ሚ.ሊ ኦርጅናል | 20 | ብቁፅሪ | ||
| 16 | ሰፍ ነግ | ናይ ቅርሺ መቆፀሪ | 5 | ቁፅሪ | ||
| 17 | ማርከር | ጃምቦ 8 ዝሕዝ | 10 | ፓኬት |
ተጫረቲ ክተማልኡዎ ዝግበአኩም ረቃሕታት
1. በቲ ዘርፉ ናይ 2018ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ, ቲን ናምበር ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ሰርቲፊኬትን ናይቲ ድርጅት ሕጋዊ ማህተምን ፌርማን ክግበረሉ ይግባእ።
2. እቲ ፕሮፎርማ ካብ 04/02/2018 ዓ/ም ክሳብ 06/02/2018 ዕለት አብ ዘሎ ናይ ስራሕ መዓልቲአብ አየር ፀኒሑ ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ሰዓት 8:00 ዕለት 06/02/2018 ዓ/ም ኮይኑ ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 06/02/2018ዓ/ም ሰዓት 80:30 ኣብ ቤት ፅሕፈት ላጪ ጥዕና ጣብያ ይከውን።
3. እዚ ፕሮፎርማ እዙይ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግልን የገድድን ።
4. ሰዓራይ ኮይኑ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ፅሬቱ ዝሓለወ ንብረት አብ ውሽጢ 10ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ዘረክብ እቲ ንብረት ብትክክል ምእታዉ ምስ ተረጋገፀ ቤት ፅሕፈት አብ ውሽጢ 15ተ መዓልቲ ክፍሊት ይፍፅም
5. ክትዋዳደሩ ትደልዩ ተዋዳደርቲ ናይ TOT/VAT ተመዝገብቲ ክትኮኑ ይምረፅ
6. እቲ ፕሮፎርማ አድላይ ኮይኑ ተዘይ ተረኪቡ ቤት ፅሕፈት ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰል ይህልዎ።
ክንዲ ቤት ፅሕፈት ፈለግ ዳዕሮ ጥዕና ጣብያ
ፕሮፎርማ መቅረቢ
ፌርማ--
ሽም-
ዕለት
ፌርማ-
አድራሻ:-ላጪ ጥዕና ጣብያ ስ/ቁ0942769463 /0985003613