https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/18107
ኮሚሽን ስፖርት ክ/ትግራይ ናይ ስፖርት ሜዳልያን ዋንጫን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደሊ ክትወዳደሩ እትደልዩ ክትወዳደሩ ይዕድም።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 3, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 6, 2018 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጥቅምቲ 6, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/

ን3ይ ግዘ ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ ቑ 05/18

ኮሚሽን ስፖርት ክ/ትግራይ ናይ ስፖርት ሜዳልያን ዋንጫን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደሊ ክትወዳደሩ እትደልዩ ክትወዳደሩ ይዕድም።

ተወዳደርቲ ከማልእዎም ዝግባእ ረቛሒታት

1. ተወዳደርቲ ካብ 03/02/2018 ዓ/ም ክሳብ 06/01/2018 ዓ/ም ናይ ስራሕ ሰዓት ዝርዝር ስፔስፊኬሽን ካብ ቢሮ ቐፅሪ 23 ምውሳድ ትኽእሉ ፡፡

4. እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 06/02/2018 ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ተዓፅዩ ዕለት 06/02/2018 ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ይኸፈት

3. ተወዳደርቲ ናይ 2017 ዓ/ምን 2018 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ቲን ናምበር ኮፒ ከቅርቡ ኣለዎም

5. ኮሚሽና ዝሓሽ መማረፂ እንተረኺቡ እዚ ፕሮፎርማ ብሙሉእ ይኹን ብኸፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ.

6. እዚ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኾይኑ የገልግል የገድድን

7. ስዓራይ ኣካል ዘሸነፎም ኣቑሑት ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ብቲ ዝወፀ ስፐሲፊክሽን መሰረት ትኸኸለኛነቶም ምስተረጋገፁ ናብ ቢሮና ንብረት ክፍሊ ኣታዊ ይገብር፣

➢ ቢሮና ዝርከበሉ ቦታ ኣብ ሓበራዊ ሀንፃ

➢ ንዝበለፀ ሓበሬታ ስልኪ ቑፅሪ 0914766863 ወይ 0979787733 ደዊልኩም ምሕታት ትኽእሉ