https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/18097
ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ንወረዳ ኣሕስኣ ግልጋሎት ዝዉዕል ሐደ ዓሚቁ ጉድጎድ ብ uncef በጀት ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከኮዕት ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት ጥቅምቲ 2, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 17, 2018 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:100000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:600
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጥቅምቲ 17, 2018 03:15 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ስራሕቲ ማይ/ ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን/

ኮዕቲ ዓሚቁ ጉድጎድ በዝሒ ሐደ ወረዳ ኣሕስኣ

1 ናይ 2017 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎም : ዝተሐደሰ ምስክር ወረቀት መቅረባይነተ ሰርተፊኬት : መለለይ ከፈልቲ ግብሪ ማለት እዉን ቲን ናምበርን : ናይ ተወሳኬ እሴት ታክስ ምዝጉባት ዝኮኑ : ናይ ወርሒ ታሕሳስ 2017 እሴት ታክስ ዲክለረሸን ዘቅርብ

2 ናይ 2018 ዓም ዝተሐደሰ ናይ ማይ ፍቃድ ዘለዎም

3 ዝተዳለወ ዝርዝር መዓቀኒታት እዚ ናይ ዕድመ ደብዳቤ ብድምፂ ወያና ካብ ዝተቃለሐሉ ዕለት ጀሚሩ ካብ ቢሮና ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ዋና ዕድጋ ቢሮ ቁፅሪ 11 ካብ 30/1/2018 ዘይምለስ 600 ቅርሺ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ምዉሰድ ይከኣል

4 መከበሪ ጨረታ 100000 ቅርሺ ብመልክዕ ስፒኦ ወይድማ ኣብ ኩነታት ዘይተመሰረተ ባንኪ ጋራንሪ ወይ ዉሕስና ምስ ቴክነካል ሰነድ ጨረታ ኣተሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል

5 እቲ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 17/2/2018 ዓም ሰዓት 3:00 ናይ ንጉሆ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 3:15 ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወኪላት ኣብ ዘለዎ ይክፈት

6 ተጫረቲ ሐደ ዋና ቴክነካልን ሐደ ዋና ፋይናንሻልን ሰነድ ነንበይኑ ብፖስታ ዝተዓሸገ ከምእዉን ሐደ ቅዳሕ ቴክነካልን ክልተ ቅዳሕ ፋይናንሻል ነንበይኑ ብፖስታ ዝተዓሸገ ሰነድ ብምቅራብ ኣብ ዝባን እቲ ፖስታ ዋናን ቅዳሕን ተባሂሉ ብግልፂ ክቀርብ አለዎ

7 ቢሮና ኣድላይ ኮይኑ እነተረኪብዎ ነቲ ጨረታ ብክፈል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

8 ጨረታ መክፈተን መዕፀዉን ኣብ ባዕል እንተዉዒሉ ኣብ ዝቅፅል ዘሎ ናይ ስራሕ መዓልቲታት ዝክፈት ይከዉን

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0914723753 ደዊልካ መብርሂ ምሕታት ይከኣል