https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/18067
ኣካዳሚ ፖሊ ንተግባራዊ ትምህርቲ ግልጋሎት ይጥቀመሎም ዝነበሩ ናይ ዎርክ ሾፕ ኣቅሑ /ብረታ ብረት / ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ፦
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 27, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 3, 2018 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:2%
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጥቅምቲ 3, 2018 09:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ቑፅሪ PCSS/ 46/2018 

ዕለት 27/ 01/2018

ግልፂ ምልክታ ጨረታ

ኣካዳሚ ፖሊ ንተግባራዊ ትምህርቲ ግልጋሎት ይጥቀመሎም ዝነበሩ ናይ ዎርክ ሾፕ ኣቅሑ /ብረታ ብረት / ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ፦

ስለዚ ዝስዕብ ረቛሒ እተማልኡ ተወዳደርቲ ንሓደ ኪሎ ሓፂን እትገዝእሉ ዋጋ ብንፁር ብምምላእ ክትወዳደሩ ይዕድም፦

➢ ናይ 2017 ዓ.ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፈቓድ ዘቅርብ

➢ ዘሸነፎ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጓዓዓዚ ካብ ትካልና ተረኪቡ ዝወስድ ንመክበሪ ጨረታ 2% ብመልክዕ ሲፒኦ ከትሕዝ ዝኸእል

➢ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 05 መዓልቲ ብስምዒ ብዝተኣሸገ ኤምቤሎፕ ዋጋ መሊኡ ነዚ ተባሒሉ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ከእቱ ይክእል

➢ እዚ ጨረታ ጥቅምቲ 03/2018 ዓ.ም ሰዓት 8፡30 ተዓፅዩ ኣብዚ ዕለት ሰዓት 9፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክብሉ ይኸፈት

➢ ትካልና ዝሐሸ መማረጪ እንተረኪቡ እዚ ጨረታ ብኸፋል ወይ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝትሓለወ እዩ

➢ ንመሸጣ ዝተዳለወ ንብረት ኣብ ዝኾነ ናይ ስራሕ ሰዓት ብኣካል እናቀረብካ ምርኣይ ይክኣል

➢ ኣደራሻ ክፍለ ከተማ ሓድነት ጣብያ መትከል / 17 ቀበሌ / ትእምት ሕልፍ ኢልኻ ንኲሓ ኣብ ዝስድ ዋና መንገዲ

➢ ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 09 14 73 20 73 ደዊልካ ምሕታት ይክኣል