
ምልክታ ግልፂ ጨረታ
ኣብ ርእሲ ዋኒነ ከምዝተዓለበ ቢሮ ጉዳያት ኮሙኒኬሽንክልል ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2010 ዓ/ም ብቢሮና ናይ ተሽከርከርቲ ገና ገራጅ- ብግልፂ ጨረታ አወዳድርን ንሓደ ዓመት ወዕሊ ክኣስርን ይደለ::
1.ጨ.ቑ ቤ...ት.ጉ.ኮ ግል - 02/2018 ናይ ፅገና መካይን ጋራጅ
በዚ መሰረት ኣብዚ ጨረታ ክትሳተፉ እትደልዩ ተወዳደርቲ እተማልእዎ ሮቑሓ
1. ናይ 2017ዓ/ምን 2008 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ቫት ተመዝገብቲን ናይ መወዳእታ ወርሒ ቫት ሪፖርት መፍለይ ቑፅሪ ነቲ ዘርፊ ዝምልከት መረዳእታ ዝርዝር መዐቀኒታት ዘማልኡን
2. ብቢሮ መንገድ ትራንስፖርት ወይ ብቤት ፅነት ምምሕዳር መጋዓዝያ ከተማ መቐለ ብቕዓት ደረጃ 3”ን ካብኡ ንላዕሊን ዝወሰዱን ናይ 2017ዓ/ምን 2018 ዓ/ም ዘሐደሱን
3. መኽበሪ ጨረታ
➢ ፅገና መካይን ጋራጅ ብር 5,000.00/ሓሙሽተ ሽሕ ብር/ ብጥረ ገንዘብ – ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ C.P.O ከትሕዙ ዝኽእሉ
4. ዋጋ ሰነድ ጨረታ
ዘይምለስ ብር 150.00 ሓደ ሚኢቲን ሓምሳን ብር/ ብምኽፋል ጨረታ ሰነድ ካብ ቢሮ ጉዳያት ኮሙዩኒኬሽን ክልል ትግራይ ዳሬክቶሬት ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ቢሮ ቑፅሪ 8 ንተኸታታሊ ካብ ዕለት 23/01/2018 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 07/02/2018 ዓ.ም ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ ጊዜ መጺኹም ምግዛእን ንኡ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ናይ ጨረታ ሰነድ ምእታው ትክእሉ